ቤት ትምህርቲ ገረብ ፀዶ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለው ንብረታት (ንመስታውት መቅረብቲ) ብፐርፎርማ መሰረት ኣወዳዲሩ ዕድጊት ክፍፅም ይደሊ።

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 17, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 17, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ ጥሪ 14, 2017
posted:ቅድሚ ሓደ ዓመት
ናይ ደኩመንት ዋጋ:
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
bidding: search status closed

ፐርፎርማ ምልክታ

ንመስታውት መቅረብቲ

ቤት ትምህርቲ ገረብ ፀዶ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለው ንብረታት ብፐርፎርማ መሰረት ኣወዳዲሩ ዕድጊት ክፍፅም ይደሊ። ስለዚ ሕጋዊ ነጋዶ ኣብቲ ዕድመ ውድድር ክትሳተፉ ብክብሪ ይዕድም።

ተ.ቁዝርዝር ንብረትመለሊይመለክዒበዝሒዋጋ ሓደ
ብርሳን
1መስተዋት በዓል 4ካሬ
2ፕላስቲክ መስተዋት(ፎርማይካ)ካሬ
3መቁረፂ መስታውት

➢ ናይ መቅራባይነት ፍቃድ ዘለዎ

➢ መለለይ ቁፅሪ ክፍሊት(ቲን ናምበር)ምስክር ወረቐት የቅርብ

➢ ናይ ፐርፎርማ ሰነድ ከም ውዕሊ የገልግል በቲ ዝቐረበ እፐስፊከሽን ተዘይ ኣረኪቡ ብሕጊ ፋይናንስ መምርሒ መሰረት ቅፅዓት ይውሰን

➢ ስርዝ ድልዝ ፐርፎርማ ኣያገልግልን

➢ ሰዓራይ ኣብ ውሽጢ ክልተ መዓልቲ ንብረት የረክብ

➢ ሰነድ ካብ ቤት ትምህርቲ ካብ ዕለት14-16/5/2017 ዓ.ም ኣብ ስራሕ ሰዓት ብምምፃ ምውሳድ ይከኣል

➢ እቲ ጨረታ ዕለት 17/5/2017ዓ.ም ሰዓት 4፡00 ተዓፂዩ ሰዓት 4፡30 ተጫረቲ ኣብ ዘለውዎ ይኸፈት

0344400066

ጨረታ መደብ

s