ቤት ፅሕፈት ቤት ምክሪ ክልል ትግራይ ነቲ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ጎማ ክዕድግ ግልፂ ጨረታ ካብ ሕጋዊያን አወዳዲሩ ዉዕሊ ብምእሳር ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 22, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 22, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ ጥሪ 13, 2017
posted:ቅድሚ ሓደ ዓመት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 20,000.00
bidding: search status closed
1 ብንግዲ ዘርፊኩም ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝገብቲ ዝኮንኩም
2 መለለይ ከፈልቲ ግብሪ ዘለኩም
3 መረዳእታ መቅረባይነት ዝተመዝገብኩም ክተቅርቡ እትክእል
4 ናይ ወርሒ ታሕሳስ 2017 ዓም ሒሳብ ዘቅረብክምሉ መረዳእታ ክተቅርቡ እትእክሉ
5 መከበሪ ጨረታ 20000 ቅርሺ ክተቅርቡ እትክእሉ
6 ጨረታ ካብ ዝተቃለሐሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ቤት ፅሕፈት ቤት ምክሪ ክልል ትግራይ ዳይሬክቶሪት ዕድጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ቁፅሪ 8 እናደማፀእኩም ዘይምለስ 100 ቅርሺ እናከፈልኩም ሰነድ ጨረታ ምዉሳድ ትክእሉ
7 ጨረታ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ ካብ 8/5/2017 ዓም ክስብ 22/5/2017 ዓም ይከዉን
8 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 22/5/2017 ዓም ሰዓት 4:00 ኮይኑ ዝክፈተሉ ድማ በቲ ዕለት ሰዓት 4:30 ይከዉን
9 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስረዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
ንተወሳኪ ሐበሬታ 0344416570 0945825857 0914748486