ቢሮ ጉ/መ/ስፖርትን ክልል ትግራይ ኣብ 2008 ዓ/ም ንግልጋሎት ተሽከርከርቲ እቲ ቢሮ ግልጋሎት እቲ ቢሮ ዝዉዕልዝተፈላለየ ናዉቲ መካይን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 19, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 19, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም ጉንበት 6, 2008
posted:ልዕሊ 10 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
bidding: search status closed
1 ተጫረቲ ናይ ጨረታ መክበሪ ብር 3,000 .00ሰለስተ ሽሕ ብር ብጥረ ገንዘብ ብCPO ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ ከቅርቡ አለዎም::
2 ተጫረቲ ናይ መንግስቲ ግብሪ ዝኸፈልሉን ናይ 2008 ዓ/ም ፈቓድ ዘሐደሱን ቫት ሬጅስትር ዝኾኑን በቢወርሑ ዲክለር ዝገነርዎ ናይ ካብ ግብሪ አካቢ ኣካል ዝኸፈሉ ምኻኖም መረዳእታን መለለይ መቅረባይ ሰርትፊኬት ከቅርቡ ዝኽእሉን::
3 ተጫረቲ ክፍቲ ዝኮነቱ ካብ ዕለት 3/09/2008 ዓ/ም እስካብ ዕለት 19/09/2008 ሰነድ ጨረታ ይወስዱ
5 እቲ ጨረታ 19/09/2008 ናይድሕሪ ቀትሪ ሰዓት 8:00 ተፃፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ተጫራታይ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዝተረኸብሉ ሰዓት 8:30 ይክፈት
6 ንዚ ጨረታ ዝተዳለወ ሰነድ ኣብ ቢሮ ጉ/መንእሰይ ስፖርትን ክልል ትግራይ ኣብ ናይ ሓባር ሕንፃ ብሎክ 1 ምድሪ ቤት ቑፅሪ 23 ብምምፃእ ንሕድሕድ 30.00 ብር ብምኽፋል ሰነድ ምዉሳድ ይካኣል::
7 ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ ብፖስታ ብምዕሻግ ናብቲ ናይ ጨረታ ሳጥን ከእትዉ አለዎም እቲ ጨረታ ፀኒኡ ዝፀንሐሉ ን15 መዓልቲ ይኸዉን::
8 እቲ ቢሮ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ከይዲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ::
ኣድራሻን ፊት ንፊት ፈትሓዊ ልቃሕ ሓድሽ ህንፃ መቐለ
0344408875/ 408877 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል