ቢሮ ሲቪል ክልል ትግራይ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕዳጋ ፋይናንስ ምምሕዳርን ንብረት ኣብ በጀት ዓመት 2008 ዓም ንቢሮና ግልጋት ፈርኒቸር ኣቑሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 17, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 17, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ ጉንበት 4, 2008
posted:ልዕሊ 10 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
bidding: search status closed
1 ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቓድ ዘለዎም ቫት ተመዝገብቲ ዝኾኑ መፍለይ ቑፅሪ ዘለኩም ኣብ ዝርዝር መቅረብቲ ዝተመዝገብኩም ዝተሐደሰ መረዳእታ ብቅዳሕ ክቕርብ ዝኽእል
2 መኽበሪ ጨረታ
- ንፅሕፈት መሳርሒ ብር 3000 (ሰለስተ ሽሕ ብበንኪ ዝተረጋገፀ CPO ከትሕዙ ዝኽእሉ
3 ዋጋ ሰነድ ጨረታ
- ዋጋ ሰነድ ጨረታ ንሕድሕድ ዘይምለስ ብር 30 ብምክፋል ክወስዱ ዝክእል
- ሰነድ ካብ ቢሮ ሲቪል ሰርቪስ ክልል ትግራይ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕዳጋ :ፋይናንስ ምምሕዳርን ንብረት ቐዳማይ ደብሪ ቑፅሪ ቢሮ ቁፅሪ 1- 06 ካብ ዕለት 03/09/2008 ዓ/ም 17/09/2008 ዓ/ም አብ ዘሎ ጊዜ ምግዛእ ትኽእሉ
 4 ጨረታ ዝዕፀወሉን ዝኽፈተሉን ዕለት
- ንዉፅኢት ሕትመት ዕለት 17/09/2008 ዓ/ም ሰዓት 3:30 ተዓፅየ በተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:00 ይኽፈት
 5 ሰዓርቲ ዘሸነፍዎም ኣቑሑት ብናይ ባዕሎም ትራንስፖርት ናብ ቢሮና አታዊ ይገብሩ
 6 ሰዓራይ ምካኑ ካብ ዝተፈለጠሉ ዕለት ጀሚሩ አብ ዉሽጢ 15 መዓልቲ ከቅርብ ዝክእል
 7 ቢሮና ካብ ዝዕድጎም ኣቑሑት ከም አድላይነቱ 20% ምውሳኽ ወይ ምቅናስ ይኽእል እዩ
 8 ቢሮና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነዚ ጨረታ ብኽፋል ወይ ብመሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
 8 ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስ ቑ 03 44 40 94 26 /03 44 40 24 31 ምሕታት ይካኣል እዩ
Â