ቤት ማዘጋጃ ክ/ከተማ ሰሜን ዕደጋ ንቤት ማዛጋጃ ክ/ከ/ሰሜን ንጠቅላላ ሰራሕተኛታት ቤት ማዛጋጃክ/ከ/ሰሜንን ንደምቢ መኽበርትን ቀረፅን ተጋደልቲ ባጅን መታወቅያን ክነስርሕ ስለ ዝደለና ኩለኩም ዝምልከተኩም ንክትወዳደሩ ንዕድም።

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 24, 2017 11:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 24, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሶኒ ታሕሳስ 21, 2017
posted:ቅድሚ ሓደ ዓመት
ናይ ደኩመንት ዋጋ:
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
bidding: search status closed

ናይ ፕሮፎርማ ምልክታ

ቤት ማዘጋጃ ክ/ከተማ ሰሜን ዕደጋ ንቤት ማዛጋጃ ክ/ከ/ሰሜን ንጠቅላላ ሰራሕተኛታት ቤት ማዛጋጃክ/ከ/ሰሜንን ንደምቢ መኽበርትን ቀረፅን ተጋደልቲ ባጅን መታወቅያን ክነስርሕ ስለ ዝደለና ኩለኩም ዝምልከተኩም ንክትወዳደሩ ንዕድም።

ተ.ቑዓይነት ንብረትመፍለይ ዝርዝርመለክዒበዝሒሓደ ዋጋጠ/ዋጋመብርሂ
01ባጅብሳምፕልቁፅሪ180
02መለለዪ መንነተ ስራሕብሳምፕልቁፅሪ120

መተሓሳሰቢ - ተወዳደርቲ ከማልእዎ ዝግባእ 

1. ኣብ ፕሮፎማ ሰነድን ፖስታን ማህተም ዘሎዎ። 
2. ፕሮፎርማ ዝቀርበሉ እቲ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 21/04/2017 ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 23/04/2017 ዓ.ም ሰዓት 11 ይኸውን። 
3. ተወዳደርቲ ናይ 2017 ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ቲን ቁፅሪን መረዳእታ ናይ መቅረባይነት ካርድ ዝተሓደሱ መረዳእታ ዘቅርብ ክኮኑ ኣለዎም። 
4. ፕሮፎርማ ዝኽፈተሉ ዕለት 24/03/2017 ዓ.ም ቅድሚ ሰዓት 04፡00 ይኸውን 
5. ናይ ፕሮፎርማ ሰነድ ከም ውዕሊ ኮይኑ ስለ ዘገልግል ዕደጋ ፈፃምን መቅረብትን ዝፍርምሉ ዓምዲ ኣይህልዎን። 6. ካብ እቲ ዘዳለናዮ ስፔስፊኬሽን ወፃኢ ምምላእ ፈፂሙ ተቀባልነት የብሉን ። 
7. መክፈቲ መዓልቲ ቀዳምን ሰንበትን ወይ በዓል እንተውዒሉ ኣብ ዝቅፅል መዓልቲ ዝኸፈት ይኸውን። 
8. ኣብ ዝመልእዎ ዋጋ ስርዝ ድልዝ እንተሃሊይዎ ካብ ውድድር ወፃኢ ይከውን 
9. አድራሻና ጥቓ እንዳጋብር ቤተ ክርስቲያን ቤት ማዘጋጃ ክ/ከተማ ሰሜን ዕደጋ። 
10. ንተወሳኺ ሓበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0939763447 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል እዩ። 

NB. ኣብ ልዕሊ እቲ ዝተዓሸገ ፖስታ ብላዕሊ ተጠቃሚ ቤት ፅሕፈትን ዓይነት ንብረት ይፀሓፈሉ፣፣

ጨረታ መደብ

s