ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ ናይ መኪና ኣቅሓ ክዕድግ ስለዝደሊ እዚ ቅጥዒ ብምምላእ ሕጋዊ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም፡፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 23, 2017 11:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 23, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም ታሕሳስ 19, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ:
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ

ፕሮፎርማ ምልከታ

ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ ናይ መኪና ኣቅሓ ክዕድግ ስለዝደሊ እዚ ቅጥዒ ብምምላእ ሕጋዊ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም፡፡

ሕቶ ዕደጋ ቁፅሪተረቁዓይነት ዝርዝርመለለይመዐቀኒበዝሒነፀላ ዋጋጠቅላላ ዋጋመብርሂ
367801pump Injection22100- 0L060pes1

ከማልኡ ዝግብኦም ረቋሒታት

_ናይ 2017 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግድ ፍቃድ፤ቲንናምበር፤ናይ መቅረባይነት ሰርቲፊኬትን ቫትን ኮፒ ክተሓሓዝ አለዎ

_ እቲ ዝቅመጥ ዋጋ ቫት ዘለዎን ዘይብሉን ምዃኑ ብንፁር ከቅመጥ ኣለዎ፤

_ ሰዓራይ ምስዓሩ ካብ ዝፈለጠሉ ግዜ ጀሚሩ ኣብ ዝሓፀረ ግዜ ገልጋሎት(ኣቅሓ) ከቕርብ ኣለዎ፤

_ ፕሮፎርማ ኣብ ኣየር ዝፀንሐሉ ጊዜ ካብ ዕለት 18/4/2017ዓ/ም ክሳብ 22/4/2017 ዓ/ም

_ ፕሮፎርማ ዝኽፈተሉ ዕለት 23/4/2017 ዓ/ም ሰዓት 3:30

_ ዘድሊ መረዳእታ ብፖስታ ተዓሺጉ ከመፅእ ኣለዎ፤

_ ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ነዚ ፕሮፎርማ ብክፋል ወይ ድማ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፡፡

_ ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344407761/03442401921 ብምድዋል ወይ ዕደጋ ቀዳም ኣብ ዝርከብ ቤት ዕሕፈትና ብምምፃእ ምጥያቅን ቅጥዒ ፕሮፎርማ ምውሳድን ይካኣል፡፡

ጨረታ መደብ