ቢሮ ሕርሻን ሃፍቲ ተፈጥሮ ክልል ትግራይ ጎማ ተሽከርካሪ መካይን ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 30, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 30, 2017 3:31 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሶኒ ታሕሳስ 14, 2017
posted:ቅድሚ ሓደ ዓመት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 500.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
bidding: search status closed
1 በቲ ዓዉድ ሕጋዊ ንግድ ፍቃድ ዘለኩም መቅረብቲ ትካላት ንክትወዳደሩ እንትንዕድም ብቢሮ ዝተዳለወ ደኩምንት ዘይምለስ ብር 500 ብምክፋል ብሽም ቢሮ ሕርሻን ሃፍቲ ተፈጥሮ ክልል ትግራይ አብ ንግዲ ባንኪ ኢትዩጰያ ቁፅሪ ሒሳብ 10005390356558 ኣታዊ ገይርኩም ደረሰኝ ሒዝኩም ብምቅራብ ሰነድ ጨረታ ካብ ቢሮ ቁፅሪ 12 ጉጅለ ዕደጋ ምወሳድ ትክእሉ
2 ናይ ሎም ዘብን ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ መለለይ ቁፅሪ ግብሪ ከፋሊ ቫት ሰርተፈኬት ናይ ዝሐለፈ ወርሒ ቫት ዲክለር ዝተገበረሉ ናይ መቅረባይነት ምዘጋበ መለለይ መረዳእታ ፎቶ ኮፒ ምቅራብ የደሊ
2 ተጫረቲ መምርሒ ፀረታ ብጥንቃቄ ሪኡም ክወዳደሩ አለዎም
3 መከበሪ ጨረታ ቢድቦንድ ኣብ ጨረታ ሰነድ ዝተጠቀሰ መጠን ብስፒኦ ዝተሰርሐ ቅድም ጨረታ ምክፋቱ አተሓሒዞም ከቅርቡ ይግባእ
4 ቢሮና ናይ ጨረታ 20 ሚእታዊ ክዉስክ ወይ ክቅንስ ይክእል እዩ
5 እቲ ጨረታ 30/4/2017 ዓም ንጉሆ ሰዓት 3:30 ተዓፅዩ ሽሹ ንሽዑ ክርከቡ ዝደልዩ ተጫረቲ ወይ ክዓ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ኣብ ቢሮና ዕድጋ ክፈሊ ይክፈት
6 ቢሮና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ በክፋል ናይ ምሰራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
ንተወሳኪ ሐበሬታ 0344403663