ድለ (Ctrl+/)
Amharic
English
Login
Please sign-in to your account and start the adventure
Email or Username
Password
Forgot Password?
Remember Me
Sign in
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ከተማ ዕደጋ ሓሙስ ኣብ በጀት ዓመት 2017 ዓም ንኣብተ ፅሕፈት ከተማና ግልጋሎት ዝዉዕል ፅሕፈት መሳርሒ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 11, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 7, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10000.00
ቦታ:
ዕዳጋ ዓርቢ
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 7, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት
ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ሕትመት
ፒዲኤፍ
ብናይ ፅሕፈት መሳርሒ ዝተሐደሰ ንግድ ፈቃድ ናይ 2017 ዓም ናይ ከፋላይ ግብሪ መለለይ ቁፅሪ ዘለዎ ብመቅረባይነት ከቅርብ ዝክእልእዉን ንፁር ዝኮነ ብቅድሚትን ብድሕሪትን ንሕድሕድ ፎቶ ኮፒ ገይሩ ዘቅርብ
ናይ ሕዳር ወርሒ ሪፖርት ዲክልር ዝተገበረሉ ከቅርብ ዝክእል
ናይ ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ከተማ ዕደጋ ሓሙስ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ምዉሳድ ይክኣል
ተጫረቲ ዝተጫረትዎ ንብረት 10000 ቅርሺ ብጥረ ገዘነብ ወይ ድማ ብስፒኦ ካበ ዝተፈለጠ ባንኪ ዝተዉሃበ ዝተረጋገፀ ብሽም ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ከተማ ዕደጋ ሓሙስ ቅድም ጨረታ ምካፋቱ ከትሕዝ ዝክእል
ነቲ ሰፒኦ ኣብ ዋና ወይድማ ኣብ ኦርጅናል ክዕሸግ አለዎ
ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምሰራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
ጨረታ ሳንዱቅ ሰዓት 7/5/2017 ዓም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ በተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:30 ይክፈት
ተጫረቲ ዝሰዓርዎ ንብረት ብናይ ባዕሎም ወፃኢን መጎዓዝያ ናብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ከተማ ዕደጋ ሓሙስ ከቅርብ ዝክእል
ሰነድ ጨረታ ኦርጅናል ምስ ኮፒ ነብሰወከፍ ፖስታ ዓሺጉ ከቅርብ ዝክእል
ጨረታ ሰነድ ምንም ዓይነት ስርዝ ድልዝ ክህልዎ የብሉን እንተሃሊዎ ዉድቂ ይከዉን ከምእዉን ነብስወከፍ ሰነድ ጨረታ ማህተም ክህልዎ አለዎ
ንተወሳኪ ሐበሬታ 0995111958
ዉዕሊ ካብ ዝተኣሰረሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 10 መዓልቲ ኣተዊ ዝገብር
ድሕሪት
ጨረታ መደብ
ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (62)
ዕዲጊት ሶፍትዌር (21)
ዌብሳይትን ሶፍትዌርን ምምዕባል (30)
ዝርገሐ ኔትዎርክን ፅገና (11)
ኮንስትራክሽን (952)
ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን (441)
መንገዲን ድልድልን ስራሕቲን (93)
ስራሕቲ ማይ (249)
ማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን (133)
ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4426)
ኮምፒተርን ተዛመድቲ (926)
ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን (644)
ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን (2818)
ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (260)
ኣካውንቲን ተዛማድኡን (123)
ኦዲት ተዛማድኡን (136)
ሕርሻ (498)
ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻ (179)
ናይ ሕርሻ ጥረ ኣቁሑትን ኣቅርቦትን (85)
ሕርሻ መሺነሪ (67)
ፍዮሪን ሆልቲካልቸር (107)
ፖልትሪ ቢ ኣኒማል ሃስባንድሪይ (51)
ህንፃ መሳርሒ (3373)
ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን (588)
ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት (941)
ናይ ምህንድስና ኣቁሑት (123)
ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን (234)
ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ (524)
ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1674)
ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት (1571)
ናይ ንፅህናን ፅሬትን ኣገልግሎት (77)
ምምካር (182)
ዳታ ኤክስተሽን ኣመንዽመንጥትን ካንስሌሽን
ፋይናንሻል ኮንሳልታንሲይ (8)
ሌጋል ኮንሳልታንሲይ (14)
ኣካዳሚይ ኮንሳልታንሲይ (27)
ኢንጅነሪንግ ዝዛመድ ኮንሳልታንሲይ (60)
ኦርጋኒዜሽን ኮንሳልታንሲይ (31)
ኢንፎርሜሽን ቴክኖሎጂ ኮንሳልታንሲይ (3)
ቋንቋ ትርጉም (39)
ትምህርቲን ስልጠና (193)
ጥዕና ተንከፍ ስልጠና (6)
መፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታት (139)
ትምህርቲን ትሬይንግ (28)
ግልጋሎት ስልጠና መኪና ምዝዋር (18)
ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1823)
ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን (933)
ምግጣምን ፅገናን (61)
ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን (816)
ምግብን መስተን (515)
ኣቅርቦት ምግቢ (399)
ካፌን ሬስትራንትን (107)
እግድ (43)
ናይ ገዛ/ህንፃ ሓራጅ (20)
መኪና ሓራጅ (14)
ኢንዱስትሪን ፋብሪካ ሓራጅ (9)
ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (70)
ገዛ/ህንፃ ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (19)
ገዛ/ህንፃ ፅባቐ ስራሕቲ (42)
ፈርኒቸር (1271)
ገዛ ፈርኒቸር (28)
ናይ ቢሮ ፈርኒቸር (1166)
ካልኦት ዓይነት ፈርኒቸር (62)
ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
ጥዕና (267)
ጥዕና ተንከፍ ዝኮኑ ግልጋሎት (23)
ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ (244)
ናገዛ ኣቁሑት (94)
ኢንሹራንስ (4)
ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (293)
ፀረ ባልዕን ነፍሳትን (4)
ኬሚካልን ሪኤጀንት (142)
ላብራቶሪይን መሳሪሒታተ (146)
መሬትን ሊዝን (60)
ፅገና (790)
ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስን (205)
ፅገና ሞተርሳይክል (148)
ፅገና ገዛ ኣቁሑት፡ በርን መስኮት (68)
ፅገና ተሽከርካሪ (287)
ፅገና ማሽነሪ (21)
ካልኦት ፅገና (52)
ናይ ሕክምና ኣቁሑት (409)
ናይ መድሓኒት ምህርቲ (265)
ናይ ሕክምና/ላብራቶሪ መሳሪሕታትን ፅገናን (24)
ናይ እንስሳት ምድሃኒታትን መሳሪሕታትን (108)
መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (3017)
ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት (2906)
ናይ ቢሮ አቁሑት (111)
መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
ምስሊን ቀረፃን (23)
ናይ ፎቶግራፍን ፊልሚን ግልጋሎት (18)
ናይ ደኩመንታሪ ስራሕቲ (5)
ስራሕቲ ሕትመት (1639)
ናይ ሕትመት ስራሕቲ (1260)
ናይ ሕትመት ኣቁሑትን (352)
ስራሕቲ ምልላይ (80)
ግራፊክስ ዲዛይን (18)
ናይ ቢልቦርድን ዲጂታል ምልላይ (7)
ናይ ምልላይ ኣቁሑታት (15)
ኢቨንት ምዝግጃው (11)
ማርኬትንግን ፕሮሞሽን ግልጋሎት (28)
ክራይ (730)
ገዛ/ህንፃ ክራይ (54)
መኪና ክራይ (508)
ማሽነሪ ክራይ (159)
መሸጣ (1204)
ገዛ/ህንፃ ምሻጥ (5)
መኪና/ማሺን ምሻጥ (21)
ካልኦት ዝሽወጡ (588)
ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ (589)
ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (95)
ስራሕቲ ሓለዋ (46)
ሴኩሪቲይ ኢንፍራስትራክቸር (8)
ንሴፍቲ ዘገልግሉ ኣቁሑት (41)
መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (4051)
መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና (1580)
መለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክል (146)
መለዋወጢ ኣቁሑት ሳይክል (31)
ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (368)
መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (613)
ውፅኢት ቆርበት (2)
መጋረጃን ምንፃፍን (43)
ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን (414)
ፍርናሽ ትርኣስን ተዛመድትን (77)
ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (368)
ትራንስፖርት ግልጋሎት (361)
ናይ ትራንዚት ግልጋሎት (7)
ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (583)
ዕድጊት መኪና (24)
ዕድጊት ኸቢደ መሺን (294)
ዕድጊት ሞተርሳይክል (265)
መኽዝን (33)
ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (238)
ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (271)
ሰራሕቲ ሓፂነ መፂን (197)
ስራሕቲ ኣልሙኒየምን ኣቁሑትን (64)
መሰታወትን ስራሕቲ መሰታወት (10)
s