ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ናይ መኪና ስፔር ፓርት(ኣቕሑት) ንክትዕድግ ሰለዝደለየ ተጫረቲ ዘማልዕዎ ረቃሓታት
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 16, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 16, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ ታሕሳስ 10, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2 %
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
ናይ ጨረታ ምልከታ
ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ናይ መኪና ስፔር ፓርት(ኣቕሑት) ንክትዕድግ ሰለዝደለየ ተጫረቲ ዘማልዕዎ ረቃሓታት
1 ናይ ስራሕ ንግዲ ፍቃድ ዘለወምን ናይ 2017 ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ዘሓደሰ::
2 ናይ ዘእተውዎ ዋጋ 2 % ብባንኪ ዝተረጋገፀ ናይ ወረቐት cpo ከትሕዝ ዝክእል::
3 ናይ ጨረታ መግዝኢ ሰነድ ዋጋ 50 ቅርሺ(ሓምሳ ቅርሺ
4 ተጫረቲ ንብረት ዘቅርብዎ ፅርየቱ ዘሓለወ ዝኮነ::
5 ናይ ጨረታ ሰነድ ዝወፀሉ ዕለት 10/04/2017 ዓ/ም –16/04/2017 ዓ/ም ይከውን::
6 ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ 16/04/2017ዓ/ም ልክዕ 4:00 ኮይኑ ዝክፈተሉ ብተመሳሳሊ ዕለት 16/04/2017 ዓ/ም ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ተወከልቲ ኣብ ዘለውዎ ኣብ ቀበሌ 15 ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈት ዝክፈት ይከውን::
7 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብምሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ኣለዎ::
8 እቲ ናይ ጨረታ ሰነድ እናመፃኩም ምውሳድ ትክእሉ::
9 VAፐ ተመዝገብቲ ዝኾንኩም ::