ቅዱስ ፍሬምናጦስ አባ ሰላማ ከሣቴ ብርሃን መንፈሳዊ ኮሌጅ ንደቀመዛሙርቲ ቀለብ ዝኸውን ጣፍ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ።

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 18, 2017 3:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 18, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ ታሕሳስ 9, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ

ግልፂ ጨረታ ምልክታ

ቅዱስ ፍሬምናጦስ አባ ሰላማ ከሣቴ ብርሃን መንፈሳዊ ኮሌጅ ንደቀመዛሙርቲ ቀለብ ዝኸውን ጣፍ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ።

ስለዝኾነ ፡

• ናይዚ ዓመት ንግድ ፈቃድ ዘሐደሰ።

• VAT/TOT ተመዝጋቢ ዝኾነ

• ብመቅረባይነት ዝተመዝገበ።

• ናይቲ ጨረታ መክበሪ ናይ ጠቅላላ ዋጋ ብር 2% ብሲፒኦ ብምስራሕ አብዝተአሸገ ፖስታ አካቲቱ ከቅርብ አለዎ።

• አብቲ ጨረታ ክሳተፍ ዝደሊ ናይ ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ 100.00(ሚኢቲ ቅርሺ) ብምክፋል ካብ ገንዘብ ቤት ክወስድ ይኽእል።

• እቲ ጨረታ ካብ ታሕሳስ 8/2017 ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ ታሕሳስ 18/2017 ዓ/ም እስካብ ሰዓት 3፡00 ዝፀንሕ ይኸውን።

• እቲ ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት ታሕሳስ 18/2017 ዓ/ም ንጉሆ ሰዓት 3፡30 ይኸውን፣ተጫረቲ ወይም ወከልቶም አብዝተረከብሉ ይክፈት።

ንተወሳኪ መብራህርሂ 0914709115/0914729028

መተሓሳሰቢ

ትካልና ነቲ ጨረታ ብከፊል ወይም ብምሉእነት ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ።

ጨረታ መደብ