ቤት መዘጋጃ ከተማ ፋፂ ኣቅሑት ፈርኒቸር : ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ : ኣቅሑት ኤሌክትሪክ: ሞተርሳይክል ቦክሰር ዝዓይነተን ብዝጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 18, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 18, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ ታሕሳስ 1, 2017
posted:ቅድሚ ሓደ ዓመት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: በቢ ሎቱ ይፈላላ አዩ
bidding: search status closed

ቤት መዘጋጃ ከተማ ፋፂ ኣቅሑት ፈርኒቸር : ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ : ኣቅሑት ኤሌክትሪክ: ሞተርሳይክል ቦክሰር ዝዓይነተን ብዝጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

1 ኣግባብነት ዘለዎ ናይ 2017 ዓም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ

2 ቲን ቁፅሪ ከቅርብ ዝክእል

3 ተወሳኪ እሴት ታክስ ከቅርብ ዝክእል

4 ናይ 2017 ዓም ዝተሐደሰ መቅረባይነት ዘለዎ

5 መከበሪ ጨረታ ንቀወምቲ ኣቅሑት ፈርኒቸር ብር 15000 : ኣቅሑት ንኤሌክትሮኒክስ ብር 30000 : ንኤሌክትሪክ ኣቅሑት 20000 ብር : ንሞተርሳይክል ቦክሰር ዝዓይነተን 15000 ብር ኣፍልጦ ካብ ዝተዉሃቦ ባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

6 ተጫረቲ ምሽናፎም ምስተነገሮም አብ ዉሽጢ ሰለሰተ መዓልቲ ኦርጅናል ንግዲ ፍቃዶም ብምሓዝ ዉዕሊ ክኣስሩ ዝክእሉ

7 ተጫረቲ ኣብ ቤት ፅሕፈትና ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሰነድን ዝርዝር ቲኦኣርን ካብ ቢሮ ቁፅሪ 8 ዘይምለስ ብር 200 ብምክፋል ካብ ሕዳር 30/2017 ዓም ክሳብ ታሕሰስ/18/2017 ዓም ክሳብ ሰዓት 3:00 ምዉሳድ ዝክእሉ ኮይኖም በቲ ዕለት ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

8 ተጫረቲ ዘእተዉዎ ናይ ሐደ ዋጋን ጠቅላላ ዋጋን ስርዝ ድልዝ ዘይብሉን ናይ ትካሎም ማህተምን ሸምን ፊርማን ዘለዎ ብዝተዓሸገ ፖስታ ከእትዉ ይግባእ

9 ተጫረቲ ኣብቲ ዝመለእዎ ደኩምንት ስርዝ ድልዝ እንተሃሊዎ ድማ ፊርማ በዓል ዋና እንተዘይዓሪፍዎ ዉድቂ ይከዉን

ጨረታ መደብ