ቤት ፅሕፈት ል/እ/ፋይናንስ ወረዳ ጋ/ኣፈሹም ን ቤትፅሕፈት ዘ/ቁ/ል/ገልምዓት ዝውዕል ናይ ልምዓታዊ ሴፍትኔትን ግልጋሎት ዝውዕል ህንፃ/መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ፡፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 4, 2017 11:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 4, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ ሕዳር 27, 2017
posted:ቅድሚ ሓደ ዓመት
ናይ ደኩመንት ዋጋ:
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
bidding: search status closed

መቕረቢ ፕሮፎርማ

ቤት ፅሕፈት ል/እ/ፋይናንስ ወረዳ ጋ/ኣፈሹም ን ቤትፅሕፈት ዘ/ቁ/ል/ገልምዓት ዝውዕል ናይ ልምዓታዊ ሴፍትኔትን ግልጋሎት ዝውዕል ህንፃ/መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ፡፡ በዚ መሰረት በዚ ዘርፍ ንግዲ ፍቃድን ካልኦት መስፈርቲ እተማልኡ ሕጋውያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም::

ተ.ቁዓይነት ዝግዛእ ንብረት (Descriptionስቪስፍኬሽን መሰረት (Specification)መዐቀኒ (unit)ቦታበዝሒ (Quantity)ነፀላ ዋጋመብርሂ
ብር(Birr)ሳንቲም
1ባዴላያቶ ፀሊምቁፅሪናብ ወረዳ ቤት ፅሕፈት ሕርሻ3500
2መባሮበዓል 1.5ኪ/ግራም ፀሊምቁፅሪናብ ወረዳ ቤት ፅሕፈት ሕርሻ4047
3ሞዶሻበዓል 6ኪ/ግራም ናይ ቱርኪቁፅሪናብ ወረዳ ቤት ፅሕፈት ሕርሻ100
4መላኪኖበዓል 5ኪ/ማ ግራም ናይ ቱርኪቁፅሪናብ ወረዳ ቤት ፅሕፈት ሕርሻ100
5ሞራሌበዓል 4 ርM *5Cm ናይ ኣወስትራልያቁፅሪናብ ወረዳ ቤት ፅሕፈት ሕርሻ70
6ቀጢን ገመድማዓል 5ዐርጠ ሜትርቁፅሪናብ ወረዳ ቤት ፅሕፈት ሕርሻ66

1. ናይ 2016/2017ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድን ሓዱሽ ናይ መቕረባይነት መለለይ ካርድን ዘለኩም

2. ናይ ግብሪ ከፋሊ መለለይ ካርድ /ቲን/ ዘለኩም፣

3. ተመዝጋቢ ሻት ረጅስተር ዝኮነ

4. ናይ ወርሒ ጥቅምቲ ዲከለር ዝገበረ

5. መክበሪ ወዕሊ 10.000 (ዓሰርተ ሽሕ)ብር ብጥረ ወይ cop ከትሕዝ ዝክእል

6. ፕሮፎርማ ኣብ ኣየር ዝፀንሐሉ ካብ ዕለት 27/3/2017 ክሳብ 3/4/2017/ ዝክፈተሉ ዕለት 4/4/2017 ዓ/ም ስዓት 4.00

7. ንዝተሸነፈ ንብረት ኣብ ውሽጢ 10-መዓልቲ ዘቅርብ

8. መፅዓንን መራገፍን ካብ ባዕልኩም

9. እዚ ፕሮፎርማ ካም ውዕሊ ኮይኑ የገልግል

10. እቲ ዝተሸነፈ ንብረት ናብ ዝተጠቀሰ ቦታ ከብፅሕ ዝክእል

11. እቲ ንብረት ብባዓል ሞያ ምስ ተረጋገፀ ኣታዊ ይከውን

ጨረታ መደብ

s