ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ናይ ዝተፈላለዩ ዕዲጊታት ብፐር ፎርማ ኣወዳዲራ ክትዕድግ ትደሊ::

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 24, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 24, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም ሕዳር 21, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ:
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ

ምልከታ ፐር ፎርማ

ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ናይ ዝተፈላለዩ ዕዲጊታት ብፐር ፎርማ ኣወዳዲራ ክትዕድግ ትደሊ::

  • ናይ ህፃናት መግቢ
  • ናይ ህፃናት ፐርሰናል ኣይተም
  • ናይ ተግባር ስልጠና
  • ናይ ፅሕፈት መሳረሒ 
  • ናይ ፅርየት ኣቁሑት
  • ናይ ስነልቦና ኣቁሑት

ተወዳደርቲ ዘማልዕዎ ረቃሓታት

1. ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ናይ 2017ዓ/ም ዘለዎ

2. ፅርየቱ ንሓለወ ንብረት ከቅርብ ዝክእል

3. እቲ ዝኣቲ መግቢ ዝነወሐ ናይ ምፅናሕ ግዜ ዘለዎ::

4. ኣብ ዝወፀ እስፐስፊኬሽን ምውሳክ ወይ ምቅናስ ተማሳሳሊ ኢልካ ምፅሓፍ ኣይካኣልን

5. ፐርፎርማ ዝወፀሉ ዕለት 20/03/2017ዓ/ም-24/03/2017ዓ/ም

6. ፐር ፎርማ ዝዕሸገሉ ዕለት 24/03/2017ዓ/ም ሰዓት 4,00 ብተመሳሳሊ ዝክፈተሉ

7. ዕለት 24/03/2017ዓ/ም ሰዓት 4:30 ይከውን

8. 2% ሲፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

ጨረታ መደብ