ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንሰ ከተማ ኮረም ከይዲ ሰራሕ ዕደጋን ንብረትን ምምሕዳርን ኣብ በጅት ዓም ኣብ ከተማና ዝርከቡ ሴክተራት ዝውዕሉ ስዒቦም ዝተዝርዘሩ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕዲግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 5, 2017 8:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 5, 2017 8:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ ሕዳር 20, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንሰ ከተማ ኮረም ከይዲ ሰራሕ ዕደጋን ንብረትን ምምሕዳርን ኣብ በጅት ዓም ኣብ ከተማና ዝርከቡ ሴክተራት ዝውዕሉ ስዒቦም ዝተዝርዘሩ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕዲግ ይደሊ
1. ሎት 1 ናይ መኪና መለዋውጢ ኣቅሑት
2. ኣብ 1 ቁፅሪ ዝተዘርዘረ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ካብ ዘሎዎም ኣወዳዲሩ ክገዝአ ይደሊ ፥
ሰለዚ
3. ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንሰ ከተማ ኮረም ከይዲ ሰራሕ ዕደጋን ንብረትን ምምሕዳርን ዘይምለስ 200 ብር ብምክፋል ካብ 25/03/2017 ዓ/ም ክሳብ 05/04/2017 ዓ/ም ኣብ ስራሕ ሰዓት 8:00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 8:30 ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንሰ ከተማ ኮረም ከይዲ ሰራሕ ዕደጋን ንብረትን ምምሕዳርን ይክፈት::
4. ተጫረቲ ከማል አዎ ዝግባ ዝርዝር ረቋሕታት ኣብ መምርሒ ተጫረቲ ምርኣይ ይከአል አዩ
5. ቤት ፅሕፈትና ዝ ሐሽ መማረፂ ተረኪቡ አቲ ጨረታ ብምልአ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለው አዩ