ስኒት ኣካዳሚ Bill of quantity ንምውፃእ ብጨረታ ከወዳድር ስለዝደለየ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 15, 2017 11:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ኣይተገለፀን
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ ሕዳር 12, 2017
posted:ቅድሚ ሓደ ዓመት
ናይ ደኩመንት ዋጋ:
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
bidding: search status closed

ጨረታ

ስኒት ኣካዳሚ Bill of quantity ንምውፃእ ብጨረታ ከወዳድር ስለዝደለየ ተጫረቲ ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ካብ ዕለት 11/03/2017ዓ.ም እስካብ 14/03/2017ዓ.ም ናይ 2017ዓ.ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ዘለኩምን ቫት ተጠቐምቲ ዝኾንኩምን ናብ ቤት ትምህርቲ ስኒት ኣካዳሚ ብምምፃእ ናይ ጨረታ ሰነድኹም ኣታዊ ንክትገብሩ እናፍለጥና እቲ ትካል ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ በቲ ጨረታ ኣይግደድን።

ስልኪ 30344-411257 0344-00126


ኣድራሻና= ናይ 05 መወዳእታ ታክሲ ከይበፃሕኻ ጥቃ ቤት ትምህርቲ ለካቲት 11 ንርከብረታ

ጨረታ መደብ

s