ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ፣ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ናይ ፅሬት ኣቑሑት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ከዕድግ ስለ ዝደለየ ካብዚ ቐፂሉ ዘሎ መስፈርቲ እተማልኡ ተወዳደርቲ ትካል ዘዳለዎ ሰነድ ጨረታ ብምውሳድ ንክትወዳደሩ ንዕድም::
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 13, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 13, 2017 4:10 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ ሕዳር 10, 2017
posted:ቅድሚ ሓደ ዓመት
ናይ ደኩመንት ዋጋ:
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
bidding: search status closed
ምልክታ ፕሮፎርማ
ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ፣ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ናይ ፅሬት ኣቑሑት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ከዕድግ ስለ ዝደለየ ካብዚ ቐፂሉ ዘሎ መስፈርቲ እተማልኡ ተወዳደርቲ ትካል ዘዳለዎ ሰነድ ጨረታ ብምውሳድ ንክትወዳደሩ ንዕድም::
1. ብዘርፉ ናይ 2016 ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ኮፒ ክተቕርቡ እትኸእሉ፡፡
2. ናይ መቕረባይነት ምዝገባ ሰርትፊኬትን ፐ ቑፅሪ ዝሓዘ ኮፒ ክተቕርቡ እትኸእሉ፡፡
3. ቫት ተመዝገብቲ እንተኾንኩም ናይ ቫት ሰርትፊኬት ኮፒን ዘቕርብዎ መወዳደሪ ዋጋ ቫት ዝሓወሰን ክኸውን ኣለዎ፡፡
4. እዚ ፕሮፎርማ ከም ውዕሊ ኾይኑ የገልግል፡፡
5. ዝተአዘዘ ንብረት አሸናፊ ኾይኖም እንትርከቡ ኣብ ውሽጢ 3' መዓልቲ የረክቡ፡፡
6. ፕሮፎርማ አብ አየር ዝፀንሓሉ ጊዜ ካብ 09/03/2017 ክሳብ 13/03/2017 ዓ/ም ስዓት 4፡00 ናይ ቀትሪ ይኸውን፡፡
7. ትካልና ካልእ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ይኹን ብኸፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ::
➢ ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ/ቑ 0344418556 ወይም 0914-742142 ምርካብ ይከአል እዩ፡፡
| ተ.ቑ | ዓይነት ንብረት | መፍለይ ቑፅሪ | መዕቀኒ | በዝሒ | ነ/ዋጋ | ጠ/ዋጋ | መብርሂ | ||
|---|---|---|---|---|---|---|---|---|---|
| ብር | ሳ | ብር | ሳ | ||||||
| 1 | ኣጃክስ ሳሙና ዓብይ | ዓብይ | ብቑፅሪ | 12 | |||||
| 2 | ናይ ናብሲ ሳሙና | 100 ግራም | ብቑፅሪ | 12 | |||||
| 3 | ፀባ | 400 ግራም | ብቑፅሪ | 30 | |||||
| 3 | አሞ | 200 ግራም | ብቑፅሪ | 12 | |||||