ፖሊ ቴክኒክ ሸረ ናይ ምንፃፍ እምኒ ኮብልስቶን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 6, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 6, 2017 4:15 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም ጥቅምቲ 30, 2017
posted:ቅድሚ ሓደ ዓመት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: --
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
bidding: search status closed
1 ካብ ቤት ፅሕፈት ዳኣንትን ናይ ልምዓት ጉጅለ ማሕበር መረጋገፂ ዘለዎን ሲድማኒ ዝተመዝገበ ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ ወረቀት ምስክር ከቅርብ ዝክእል
2 ናይታ ማሕበር ሕጋዊ ዉክልና ዝሐዘ
3 ዝተከፈሉ ክፍሊት ሕጋዊ ቅብሊት ዘቅርብ
4 ኮሌጅና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
5 25 ሚእታዊ ናይ ምዉሳክን ምንካይን መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
6 ጨረታ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ ግዜ ካብ 21/2/2017 ዓም ክሳብ 6/3/207 ዓም ይከዉን
7 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 6/3/2017 ዓም ሰዓት 4:00 ይከዉን ጨረታ ዝክፈተሉ ድማ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:15 ሕጋዊ ወክልቶም ወይ ተጫረቲ ኣብ ዝተረክብሉ ይክፈት ኣብቲ ጨረታ ብዘይምርካቦም ጨረታ ካብ ምክፋት ዝዓግቶ ነገር የለን
8 ሰነድ ጨረታ ዝዉሰደሉ ጨረታ ዝካየደሉ ቦታ ኣብ ቢሮ ቴክኒክን ሞያን ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳር መቀለ