ናይ ጆኖሳይደ መፅናዕቲ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ፕሮፎርማ ግዝኢት ክፍፅም ይደሊ ።

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 27, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 27, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ ጥቅምቲ 26, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ:
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ

ምልክታ ፕሮፎርማ ግዝኢት

ናይ ጆኖሳይደ መፅናዕቲ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ፕሮፎርማ ግዝኢት ክፍፅም ይደሊ ። በዚ መሰረት ኣብዚ ንታሕቲ ዝቐረቡ ረቋሒታት እተማልኡ ሕጋውያን ነጋዶ ንኸትወዳደሩ ይዕድም ።

መምርሒ ተጫረትቲ

1. ናይ 2017 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ

2. መለለዩ ንዓዲ (In Number) ምስ ንግዲ ፍቃድ ፎቶ ኮፒ ክተት እትኽእሉ

3. ተረትቲ ብስፐሲፊኬሽን መሰረት ናይ ዋጋ መግለፂኹም መሊእኹም ክሳብ ዕለት 25/02/2017 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ንጉሆ ናብ ቤት ምኽሪ ንግድን ዘፈር ማሕበራትን መቐለ ኣታዊ ክትገብሩ እትኸእሉ

4. ጨረታ ዕለት 27/02/2017 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:30 ንጉሆ ይኽፈት።

ተ.ቁዝርዝርመዐቀኒብዝሒነፀላ ዋጋጠቅላላ ዋጋ
1ኮምፒተር ወረቐትደስጣ10
2ፕሪንተር ቀለም HPaser Jet P2055ቑፅሪ02
3ፕሪንተር ቀለም ድራም ምሰ ኣክሰሰሪኡ HPaser Jet P2055dቑፅሪ02
4ማርከርፓኬት01
5ካርቦንፓኬት02
6አሁባኮ02
7እሰክርቢቶ ሰማያዊፓኬት02

ጨረታ መደብ