ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ናይ መኪና ስፒር ፓርት (ንብረት) ክትዕድግ ሰለዝደለየት::
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 25, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 25, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ ጥቅምቲ 21, 2017 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
ናይ ጨረታ ምልከታ
ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ናይ መኪና ስፒር ፓርት (ንብረት) ክትዕድግ ሰለዝደለየት::
ተጫረቲ ዘማልዕዎ ረቃሓታት
1. ናይ ስራሕ ንግዲ ፍቃድ ዘለወምን ናይ 2017 ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ዘሓደሰ::
2. ናይ ዘእተውዎ ዋጋ 2 % ብባንኪ ዝተረጋገፀ ናይ ወረቐት cpo ከትሕዝ ዝክእል::
3. ናይ ጨረታ መግዝኢ ሰነድ ዋጋ 50 ቅርሺ(ሓምሳ ቅርሺ)።
4. ተጫረቲ ዘቅርብዎ ንብረት ፅርየቱ ዘሓለወ ዝኮነ᎓᎓
5. ተጫረቲ ጨረታ ሰነድ ዝወፀሉ ዕለት 20/02/2017 ዓ/ም -25/02/2017 ዓ/ም ይከውን::
6. ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ 25/02/2017ዓ/ም ልክዕ 4:00 ኮይኑ ዝክፈተሉ ብተመሳሳሊ ዕለት 25/02/2017 ዓ/ም ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ተወከልቲ ኣብ ዘለውዎ ኣብ ቀበሌ 15 ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈት ዝክፈት ይከውን::
7. ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብምሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ኣለዎ::
ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ት መቐለ