ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ስፔር ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ፤
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 15, 2017 11:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 15, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ ጥቅምቲ 12, 2017 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ:
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
ምልኸታ ፕሮፎርማ/
ናይ ወርሒ ጥቅምቲ 2017 ዓ/ም/
ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ስፔር ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ፤
1. ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ዘሓደስኩም፤
2. ዝተሓደሰ መቕረባይነት ከቕርብ ዝክእል፤
3. ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቑፅሪ ቲን ቁፅሪ ምምዝጋቡ መረዳእታ ክቕርብ ዝኸእል ይዕድም፤
| ተ.ቑ | ዝርዝር ዓይነት ንብረት /ግልጋሎት/ | ዝርዝር መግለፂ | መለክዒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | |
|---|---|---|---|---|---|---|
| ብር | ሳ | |||||
| ሞዴል ዘZ79 | ||||||
| 1 | ፓድ ኪት | 04465-Yazzf6 | ሴት | 1 | ||
| 2 | ሸኪት | 04495-60080 | ሴት | 1 | ||
| 3 | ኣዉተር ቤሪንግ | 90080-36067 | ቁፅሪ | 4 | ||
| 4 | ኢነር በሪንግ | 90080-36064 | ቁፅሪ | 4 | ||
| 5 | ግሪስ ሲል | 90311-62001 | ቁፅሪ | 4 | ||
| 6 | ሲልኦይል ቅድሚት | 90310-35010 | ቁፅሪ | 2 | ||
| 7 | ሲል ኦይል ድሕሪት | 90310-36003 | ቁፅሪ | 2 | ||
| 8 | ፖስትሽ | ቁፅሪ | 1 | |||
| 9 | ሎክ ወሸር | 90215-42025 | ቁፅሪ | 2 | ||
| 10 | ትረስት ወሸር | 90214-42030 | ቁፅሪ | 2 | ||
| 11 | ኤየር ክሊነር | 17801-61030 | ቁፅሪ | 1 | ||
እንክተሎም መምርሒ:-
4. እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዝተለጠፈሉ ዕለት 12/02/ 2017 ዓ/ም - ዕለት 14/2/2017 ዓ/ም ተዓፅዩ ዕለት 15/02/2017 ሰዓት 3፡30 ይኸፈት::
5. ዶክሜንት ብፖስታ ብምዕሻግ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 42 ዕደጋ እንዳመፃኩም ምሃብ ትኽእሉ::
6. ዘሸነፈ ተወዳዳራይ ንኸቅርብ ኦርደር ካብ ዝተወሃበሉ ዕለት ኣብ ዉሽጢ ሓፂር ማዓልቲ ከቅርብ ዝክእል::
7. ናይ ፕሮፎርማ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ግዜ 7ተ ማዓልቲ እዩ፡፡
8. ኣብ ላዕሊ ዝተጠቐሰ መረዳእታ ተታሓሒዙ ክቕርቡ ኣለዎ::
9. እዚ ናይ ፕሮፎርማ ጨረታ ምልኽታ ከም ዉዕሊ የገልግል::