ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ናይ መኪና ስፔር ስለዝደለየት::
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 15, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 15, 2017 4:05 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ ጥቅምቲ 12, 2017 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
ፕሮፎርማ
ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ናይ መኪና ስፔር ስለዝደለየት::
ነጋዶ ዘማልእዎ ረቃሓታት
1. ናይ 2017 ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ዘሓደሰ
2. ተጫረቲ ንብረት ዘቅርብዎ ዕርየቱ ዝሓለወን በቲ ዝተገለፀ ስፐስፊኬሽን መሰረት ክኸዉን ኣለዎ::
3. ናይ ፕሮፎርማ ሰነድ ዝወፀሉ ዕለት 11/02/2017 ዓ/ም 15/02/2017 ዓ/ም ይኸውን::
4. ፕሮፎርማ ዝኸፈተሉ ዕለት ብተመሳሳሊ ዕለት 15/02/2017 ዓ/ም ሰዓት 4፡00
5. ተጫረቲ ንዘሸነፍዎ አቕሓ ብናይ ባዕሎም ትራንስፖርት ናብ ቤት ፅሕፈት ማሕበር ደቂ አንስትዮ ትግራይ የቕርቡ::
6. እቲ ናይ ፕሮፎርማ ሰነድ ካብ ማደኣት ቢሮ ቁፅሪ 15 እናመፃኩም ምውሳድ ትክእሉ::