ንኮሚሽን ፖሊስ ትግራይ ግልጋሎት ዝውዕለ ናይ ቋንቋ ትርጉም ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ንበጀት 2017 ዓ ም ውዕሊ ኣሲሩ ከስርሕ ይደሊ።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 8, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 8, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ ጥቅምቲ 5, 2017 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ:
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
bidding: search status closed
ምልክታ ፕሮፎርማ
ንኮሚሽን ፖሊስ ትግራይ ግልጋሎት ዝውዕለ ናይ ቋንቋ ትርጉም ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ንበጀት 2017 ዓ ም ውዕሊ ኣሲሩ ከስርሕ ይደሊ።
| ተ/ቁ | ዓይነት ንብረት | መፍለይ | መለክዒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | ጠቕላላ ዋጋ | መብርሂ | ||
|---|---|---|---|---|---|---|---|---|---|
| ብር | ሳ | ብር | ሳ | ||||||
| 1 | ካብ ኢንግዝኛ ናብ ትግርኛ ምትርጋም | ብቁፅሪ | 01 | ||||||
| 2 | ካብ ኣምሓርኛ ናብ ትግርኛ ምትርጋም | ብቁፅሪ | 01 | ||||||
3 | ካብ ትግርኛ ናብ ኣምሓርኛ ምትርጋም | ብቁፅሪ | 01 | ||||||
4 | ካብ ትግርኛ ናብ ዓረብኛ ምትርጋም | ብቁፅሪ | 01 | ||||||
5 | ካብ ዓረብኛ ናብ ትግርኛ ምትርጋም | ብቁፅሪ | 01 | ||||||
ተወዳደርቲ ከማልእዎ ዝግባእ ረቛሒታት
1. ናይ 2016 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ኣተሓሒዙ ከቕርብ ዝኽእል።
2. ዝተሓደሰ መቕረባይነት ፍቓድ ዘለዎን ኣተሓሒዙ ከቕርብ ዝኽእል።
3. ናይ ግብሪ ኸፋሊ መለለይ ቑፅሪ (Tin Number) ዘለዎን ኣተሓሒዙ ከቕርብ ዝኽእልን።
4. ተወዳደርቲ አብ ዝመልእዎ ዕሽግ ፖስታ ማህተም ፊርማን ሙሉእ ሽም ምስ ስ/ቑፅሪ ክገልፁ ዝኽእለ።
5. ተወዳደርቲ ንዘሸነፍዎ ንብረት ኣብ ውሽጢ ሰለስተ መዓልቲ ናብ ኮምሽን ፖሊስ ትግራይ ንብረት ክፍሊ ብናይ ባዕሉ መጋዓዓዚ ከቕርቡ ዝኸኣለ።
6. ኮምሽን ፖሊስ ትግራይ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብኸፊል ኮነ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰለ ሕልው እዩ።
7. ተወዳደርቲ ዝመልእዎ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 04/2/2017ዓ/ም ክሳብ 08/02/2017ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ንሱ 4፡30 ኣብ ኮሚሽን ፖሊስ ትግራይ ፋይናንስ ቢሮ ቑፅሪ 208 ዝኸፈት ይኸውን።
8. ንዝበለፀ ሓበሬታ ቢሮ ቑፅሪ 308 ወይ ብስልኪ ቑፅሪ 0344403100 ደዊልኩም ምሕታት ትኽእሉ