ቤት ፅሕፈት ቀረብ ማይ ከተማ መቐለ ን2017 ዓም በጀት ዓመት ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ምድብ ሐደ መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና ማለት እዉን ስፔር ፓርት : ምድብ ክልት ኣቅሑት መሳርሒ ፅሕፈትን ኤሌክትሮኒክስን አጫሪቱ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 13, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 13, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ መስከረም 30, 2017 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
bidding: search status closed
1 ናይ ዘበኑ ግብሪ ዝከፈለን ዝተሐደሰ ፈቃድ ንግድ ን ናይ መቅረባይ መፍለይ ቁፅሪ ማለት ቲን ናምበር ወይ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮነ
2 ናይ መቅረባይነት ወረቀት ምስክር መረጋገፂ ዘቅርብ
3 ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ካብቲ ቤት ፅሕፈት ክፍሊ ዕደጋ ቢሮ ቁፅሪ 2 ካብ 29/1/2017 ዓም ከሳብ 13/2/2017 ዓም ንነብስወከፍ ምድብ ዘይምለስ 200 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይክእሉ
4 ጨረታ ዝፀወሉ ዕለት 13/2/2017 ዓም ሰዓት 4:00 ኮይኑ በቲ ዕለት ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረክበሉ ይክፈት
5 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
ንተወሳኪ ሐበሬታ 0344407355