ኣብ ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቤት ፅሕፈት ኣጠቃቅማ ምምሕዳር መሬትን ከዳስተር ከተማ ሸራሮ ብሊዝ ጨረታ ኣብዚ በጀት ዓመት እዚ ከጫርት ካብ ዝሓዞ ንቐዳማይ ግዚ ብምጭራት ናብ ተጠቃማይ መሬት ከመሓላልፍ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ኣይተገለፀን
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ኣይተገለፀን
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም መስከረም 11, 2017
posted:ልዕሊ 2 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: --
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
bidding: search status closed
1 በዚ መሰረት ንድርጅት ግልጋሎት ዝዉዕሉ በዝሒ ቦታት 32 ፕሎት : ንመንበሪ ግልጋሎት ዝዉዕሉ በዝሒ ቦታት 66 ፕሎት :ንፍሉይ ቦታ ዝዉዕሉ በዝሒ 8 ፕሎት ብጠቅላላ ድምር 106 በዝሒ ዘለዎ በዝሒ ቦታት እዚ ጨረታ ብሚዲያ ካብ ዝተጋገወሐ ዕለት ጀሚሩ ካብ 13/1/2017 ዓም ጀሚሩ ኣብ ዘለዎ 15 ናይ ስራሕ መዓልቲታት ዉሽጢ ኣብ ቤት ፅሕፈት ኣጠቃቅማ መሬት ምምሕዳር ከዳስተር ከይዲ ስራሕ አጣቃቀማ መሬት ምሕደራ ከተማ ሸራሮ እናመፃእም ሰነድ ጨረታ ክትገዝኡን ነዚ ተባሂሉ ኣብ ዝተዳለወ ሰንድቅ ጨረታ አድላይ ዘበለ ደኩሜንት ማለት ሰነድ ብምምላእ ኣብ ፖስታ ዓሺግኩም ብምእታዉ ክትጫረቱ ክነፍልጥ ንፈትዉ