ትካል ማእኸል ኦርቶ ፊዝዮቴራፒ መቐለ ኣብ ውሽጢ ግቢ ትካልና ዝርከብ ሳዕሪ ንእንስሳ ምግቢ ዝውዕል ብሕጋዊ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሽይጥ ስለዝደለየ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 11, 2017 11:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 11, 2017 3:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ መስከረም 7, 2017 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ:
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
bidding: search status closed

ምልክታ ጨረታ ሳዕሪ

ዋኒኑ፣ኣብ ውሽጢ ግቢ መ/ቤተና ዝርከብ ሳዕሪ ብጨረታ ምሻጥ ይምልከት

ትካል ማእኸል ኦርቶ ፊዝዮቴራፒ መቐለ ኣብ ውሽጢ ግቢ ትካልና ዝርከብ ሳዕሪ ንእንስሳ ምግቢ ዝውዕል ብሕጋዊ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሽይጥ ስለዝደለየ ናይ ምዕዳግ ድልየት ዘለኩም ኣካላት ክትወዳደሩ እንዳ ዓደምና ክሽየጥ ዝተዳለወ ሳዕሪ ብኣካል ክትሪኡን ከምኡውን ጨረታ ዝሰዓረ ኣካል ባዕሉ ዓፂዱ ዝወስድ እንትኾን ኣብ ውሽጢ 1ደ ሰሙን ዓፂዱ ጠቅሊሉ ዘልዕሎ ምዃኑን ክነፍልጥ ንደሊ።

መተሓሳሰቢ

- ጨረታ ብከፊል ይኹን ሙሉእ ንሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ። -ኣድራሻና ትሕቲ ቅዱስ ሚካኤል ቤተ ክርስትያን ፊት ንፊት ቤት ፍርዲ ወረዳ እንደርታ ጎኒ ኢምግሬሽን እዩ።

- እዚ ምልክታ ኣብ ኣየር ዝፀንሐሉ ግዜ ካብ 06/01/2017–10/01/2017 ዓ/ም

- ጨረታ ዝካየደሉ ኩሎም ተሳተፍቲ ኣብ ዝተረኸብሉ ዕለት 11/01/2017 ዓ/ም ስዓት 3ተ ናይ ንጉሆ ኣብ ትካልና ውሽጢ ይፍፀም

ጨረታ መደብ

s