ሐፈሻዊ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ዓዲ ሓቂ ኣብ ዘበነ ትምህርቲ 2008 ዓም ካብ ዝረክቦ ድጎማ በጀት ንተምሃሮ ኮፍ መበሊ ዴስክ ብመልክዕ ጨረታ ከስርሕ ስለዝደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 19, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 19, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰንበት ሚያዝያ 9, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ:
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
bidding: search status closed
ተወዳደርቲ አካላት ናይዚ ዘመን ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ምዝጉባት ቫት ቲኦቲ መቅረባይነት ክተቅርቡ እትክእሉ እዚ ምልክታ ካብ ዝተገወሐሉ ዕለት ጀሚርኩም ኣብ ሓፈሻዊ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ዓዲ ሓቂ ፋይናንስን ምምሕዳርን ቢሮ እናቀረብኩም ሰነድ ጨረታ ክትወስዱ ንሕብር ንፈቱ
ተቁ | ዝርዝር ሐበሬታ ናይቲ ንብረት | በዝሒ | መዓቀኒ | ናይ ሐደ ዋጋ | ጠቅላላ ዋጋ | መብርሂ | ||
ብር | ሳን | ብር | ሳን | |||||
1 | Combined desk Specification
*25mm * 1.5mm 25mm*20mm*1.5mm quadrangular metal tube shaped and welded
 | 300 | ብቁፅሪ |  |  |  |  |  |
1 ጨረታ ዝወፀሉ ዕለት 06/08/2008 ዓ/ም
2 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 19 /08 /2008 ልክዕ ሰዓት 3:30 ተዓፅዩ 4:00 አብ ቅድሚ ተጫራታይ አካላት ኣብ ዘለዉሉ ይክፈት::ልበለ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ መክበሪ ጨረታ ብጥረ ገንዘብብር 3000 ሰለስተ ሽሕ ቅርሺ ከትሕዙ አለዎም እዚ ጨረታ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ እዋን ካብ ዕለት 06/ 08 /2008 ክሳብ 19/08/2008 ዓ/ም
3 እቲ ቤት ትምህርቲ ዝሐሸመ ማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኹን ብከፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ ይከዉን
4 በዝሒ ናይቲ ንብረት ከከም ኩነታቱ ካበቲ ዝተቐመጠ በዝሒ ክዉስክን ክቅንስን ዝክእል ምካኑ ንሕብር ንፈቱ
Â