ቢሮ ሰላምን ፀጥታን ትግራይን2017 ዓም በጀት ዓመት ንኣገልግሎት ዝዉዕሉ ንፊኖ ዝከዉን ፅሬቱ ዝሐለደረቅ ጥረ ስርናይ: ዘይቲ ብልዒ :ሽኮር ዓተር ክክዕ ብመሰረት እቲ ቢሮ ዝቀርብ መረአይ ዝቀርብ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጳጉሜን 4, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጳጉሜን 4, 2016 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ ነሓሰ 28, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
bidding: search status closed
1 ቅድም ኢሎም ኣብ ዘፈር ንግዲ እትነጥፉ ነጋዶ ዝተሐደሰ ሕጋዊ ፈቃድ ንግዲ ዘለኩም ቫት ተመዝገብቲ ዝኮንኩም
2 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈልኩም ምካንኩም መረዳእታ ክተቅርቡ እትክእሉ
3 ወረቀት ምስክር ከፋላይነት ግብሪ ፍቃድ ወረቀት መቅረባይነት ዘለኩም
4 ብምካኑ ተጫረቲ ናይ ጨረታ ዝርዝር መምርሒ ዝሐዘ ሰነድ ብር 200 ብምክፋል ኩሉ ግዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት ክፍሊ ዕደጋ ቢሮ ሰላምን ፀጥታን እዚ ጨረታ ፃዉዒት ካብ ዝተገበረሉ ዕለት 21/12/2016 ዓም ክሳብ 4/13/2016 ዓም ሰነድ ጨረታ ብምግዛእ በቲ ቢሮ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ክተእትዉ ከም እትክእሉ ይገልፅ እዚ ጨረታ ጰጉሜ 4/2016 ዓም ረፋድ ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ረፋድ ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቲ ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት
5 እቲ ቤት ዕዩ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብክፋል ወይ ብመሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
6 መተሐሳሳቢ ሐደ ተጫራታይ በዓል ዋና ወይ ተወካሊ መካኑ ዘርእይ መረዳእታ ብምሓዝ ሰነድ ጨረታ ይዕደግ
ንተወሳኪ ሐበሬታ 0344 408912 / 0914008595 / 0920426802