ቤት ፅሕፈት አገልግሎት ማይ ከተማ ዕደጋ ሓሙስ መበየዲ ፕላስቲክ ትፖ ማለት እዉን ዊልዲንግ ማሽን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጳጉሜን 4, 2016 2:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጳጉሜን 4, 2016 3:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ ነሓሰ 24, 2016
posted:ልዕሊ 2 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 500.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
bidding: search status closed
1 ዘይምለስ 500 ቅርሺ ከፈልኩም ዝተደለወ ሰነድ ጨረታ እዚ ምልከታ ካብ ዝወፀሉ 24/ነሐሰ/2016 ዓም ክሳብ 4/ጰጉሜን/2016 ዓም ካብ ቤት ፅሕፈት አገልግሎት ማይ ከተማ ዕደጋ ሓሙስ ሰነድ ጨረታ ኣብ ስራሕ ሰዓት ብምዉሳድ ኣብቲ ጨረታ ክትሳተፉ ይዕድም
2 እቲ ጨረታ 4/ጰጉሜን/2016 ዓም ንጉሆ ሰዓት 2:30 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ንሱ ልክዕ ሰዓት 3:00 ይክፈት
3 ዝርዝር መምርሒ ሰነድ ጨረታ ምስ ሰነድ ጨረታ ዝሽየጥ ምካኑ እናፍለጥ እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
ንተወሳኪ ሐበሬታ 0914784957