ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ናይ መኪና ስፔር ፓርት(ኣቕሑት) ንክትዕድግ ሰለዝደለየት::
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 15, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓምለ 15, 2016 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም ሓምለ 6, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
ናይ ጨረታ ምልከታ
ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ናይ መኪና ስፔር ፓርት(ኣቕሑት) ንክትዕድግ ሰለዝደለየት::
ተጫረቲ ዘማልዕዎ ረቃሓታት
1. ናይ ስራሕ ንግዲ ፍቃድ ዘለወምን ናይ 2016 ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ዘሓደሰ::
2. ናይ ዘእተውዎ ዋጋ 2 % ብባንኪ ዝተረጋገፀ ናይ ወረቐት cpo ከትሕዝ ዝክእል::
3. ናይ ጨረታ መግዝኢ ሰነድ ዋጋ 50 ቅርሺ ሓምሳ ቅርሺ)::
4. ተጫረቲ ንብረት ዘቅርብዎ ፅርየቱ ዘሓለወ ዝኮነ::
5. ተጫረቲ ጨረታ ሰነድ ዝወፀሉ ዕለት 05/1/2016 ዓ/ም -15/1/2016 ዓ/ም ይከውን::
6. ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ዝረገሉ 15/1/2016ዓ/ም ልክዕ 4፡00 ኮይኑ ዝክፈተሉ ብተመሳሳሊ ዕለት 15/1/2016 ዓ/ም ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ተወከልቲ ኣብ ዘለውዎ ኣብ ቀበሌ 15 ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈት ዝክፈት ይከውን::
7. ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብምሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ ኣለዎ::
8. እቲ ናይ ጨረታ ሰነድ እናመፃኩም ምውሳድ ትክእሉ::