1ይ ብርኪ ቤት ት/ቲ ዝኽረ ሰማእታት መሳርሒ ፅሕፈት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ ስለዚ ሕጋዊ መቕረብቲ ምዝጉባት ቫት ዝኮንኩም ቲን ናምበር ዘለኩምን ናይ እዚ ዘመን እዚ ግብሪ ዝኸፈልኩም ነዚ ሲዒቡ ዘሎ ሰደቓ ፅንዓት ዕዳጋ ክትመልኡልና ንሓትት።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 28, 2016 3:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 28, 2016 3:05 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ ሰነ 26, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ:
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
bidding: search status closed
ፕሮፎርማ
1ይ ብርኪ ቤት ት/ቲ ዝኽረ ሰማእታት መሳርሒ ፅሕፈት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ ስለዚ ሕጋዊ መቕረብቲ ምዝጉባት ቫት ዝኮንኩም ቲን ናምበር ዘለኩምን ናይ እዚ ዘመን እዚ ግብሪ ዝኸፈልኩም ነዚ ሲዒቡ ዘሎ ሰደቓ ፅንዓት ዕዳጋ ክትመልኡልና ንሓትት።
ፕሮፎርማ ዝኸፈተሉ እዋን 28/0/2016 ዓ.ም ንጉሆ ስዓት 3፡00 ይኸውን
ኣድራሻ 091408709
ጥቓ ገዛና ሪል ስቴት
| ሪጋ | ዓይነት ኣቅሓ | ዓይነት | መዕቀኒ | ናይ ሓደ ዋጋ | መብርሂ | |
|---|---|---|---|---|---|---|
| ብር | ሳን | |||||
| 1 | እስክርቢቶ ሰመያዊ | Link offix orginal | ብባኮ | |||
| 2 | እስክርቢቶ ቀይሕ | Link offix orginal | ብባኮ | |||
| 3 | ፕሪንተር ቀለም 05A | Garden (np) orginal | ብቁፅሪ | |||
| 4 | ልሙፅ ወረቀት | Copy- A | ብደስጣ | |||
| 5 | ናይ ማህተም ቀለም | Orginal | ብቁፅሪ | |||
| 6 | መግለፂ ውፅኢት ተምሃሮ | ሰርትፊኬት | ብቁፅሪ | |||
መተሓሳሰቢ ካብዞም ኣብ ላዕሊ ዝተጠቐሱ ኦርጅናል ፅሕፈት መሳርሒታት ወፃኢ ካሊእ ምምላእ ኣይፍቀድን