ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንዳ መኾኒ ኣብ ጣብያ ተክለሃይማኖት ቁሸት መንክረ ንዝስራሕ መንገዲ ምፅራግን ቆረፃን ንምስራሕ ዶዘር ብስዓት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩከስርሕ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 18, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 18, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሶኒ ሚያዝያ 3, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
ስለዚ V8R ዝዓይነተን ዶዘር ክተቅርቡ እትክእሉ ተጫረቲ ካብ 3 ሚያዝያ 2008ዓም ክሳብ 18 ሚያዝያ 2008 ዓም ዘይምለስ 50 ቅርሺ እናከፈልኩም Â ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንዳ መኾኒ ምዕዳግ ትክእሉ
ኣብዚ ጨረታ ክወዳደሩ ዝደልዩ ሕጋዉያን ነጋዶ ከማልእዎም ዘለዎም ረቀሕታት
- ናይ ወርሒ ለካቲትሒሳብ ዘወራረድሉ መረዳእታ
- ናይ ኮንስትራክሸን ማሽን ክራይ ንግዲ ፈቃድ መቅረባይነትን ዘለዎም
- V8R ዶዘር ከቅርቡ ዝክእሉ
- ተመዝጋቢ ተወሳኪ እሴት ዝኮኑን ናይ ነዳድን መጋዓዕዝን ባዕሎም ከቅርቡÂ ዝክእሉ
- እቲ ጨረታ 18 ሚያዝያ 2008 ዓም ቀትሪ ሰዓት 8:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት 8:30 ይክፈት
Â
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0347770419 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል