ቁፅሪ 49/ 2016 ትካል ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ሐላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ሐደ ሚኒባስ ሃፍ ቫን በዓል 5 ወንበር በዝሒ ሐደ: ክልተ ስቴሽን ዋጋን በዓል 7 ወንበር በዝሒ ክልተ: ሰለስተ ፒካፕ በዓል 5 ወንበር በዝሒ 10 ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 11, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓምለ 12, 2016 4:15 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ ሰነ 19, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
bidding: search status closed
1 ናይ 2016 ዓም ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ: ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገብሉ መረዳእታ ቅዳሕ ከቅርቡ ዝክእሉ
2 ናይ ጨረታ ዉሕስና መከበሪ ጨረታ ቅድም ምክፋቱ ካብ ጠቅላላ ዋጋ 2 ሚእታዊ ብመልክዕ ስፒኦ ከትሕዙ አለዎም እቲ ስፒኦ ብካኪ ዝተዓሸገ ክከዉን አለዎ
3 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 200 ቅርሺ ኣብ ሒሳብ ክፍሊ ብምክፋል ምዉሳድ ትክእሉ
4 ተጫረቲ ናይ ዋጋ መቅረብቲ ሰነድ ጨረታ ብስምሺብዝተዓሸገ ፖስታ ክሳብ ዕለት 18/11/2024 ኣቆፃፅራ ፈርንጂ ኣብ ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ መምርሒ ዕደጋ ቀረብን ከተቅርቡ ይክእሉ
5 እቲ ጨረታ 18/11/2024 ኣቆፃፅራ ፈርንጂ ሰዓት 4:00 ናይ ንጎሆ ተዓፅዩ እቶም ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወክልቶም ኣብ ዘለዉሉ ልክዕ ሰዓት 4:15 ናይ ንጎሆ ይክፈት
6 ተጫረቲ ዝተማለአ ሰነድ እንተቅረቢም ዋላ ብአካል ኣይረከቡ ሰነድ ጨረታ ይክፈት
7 ፋበሪካ ስሚንቶ መሶበ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ወልቀ ማሕበር ነቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምሰራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
ንተወሳኪ ሐበሬታ 0342410085