ማሕበርና ለምለም ኲሓ ታከሲ ማሕበር በብዓመቱ ኣታዊን ወፃኢን ኦዲት የግብር እዩ፣፣
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 22, 2016 11:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 22, 2016 3:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ ሰነ 18, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ:
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
ምልክታ ናይ ጨረታ ማስታወቂያ
ዋኒኑ:- ብዛዕባ ናይ ማሕበርና ኣታዊን ወፃኢን ኦዲት ምግባር ይምልከት::
ማሕበርና ለምለም ኲሓ ታከሲ ማሕበር በብዓመቱ ኣታዊን ወፃኢን ኦዲት የግብር እዩ፣፣ ሎሚ እውን ናይ 2016 ዓ/ም ዓመታዊ ኦዲት ክግበረሉ ስለዝደሊ ሕጋዊ ናይ ኦዲተር ፍቃድን ዝተሓደሰ ንግድ ፈቃድን ብምሓዝ ካብ ዕለት 17/0/2016 ዓ/ም ክሳብ 21/0/2016 ዓ/ም ዘሎ ኣብ ቤት ፅሕፈትና ብምምፃእ ንከትጫረቱ ነተሓሳሰብ ፡፡
ኣድራሻ : ዕዳጋ ቀዳማይ ወያነ 2ይ ደብሪ ብሎክ ቁፅሪ ሀ- 206