ኣብ ቤት ማዘጋጃ ከተማ መረ-ሚኢቲ ኣብ በጀት ዓመት 2016ዓ/ም ን1ይ ግዜ ከተማና ሊዝ ጨረታ ካብ ዝጅምር ድማ ን4ይ ግዜ ሊዝ ጨረታ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 25, 2016 11:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 25, 2016 3:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ ሰነ 12, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 600.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 20%
bidding: search status closed
ምልክታ ለዝ ጨረታ
ኣብ ቤት ማዘጋጃ ከተማ መረ-ሚኢቲ ኣብ በጀት ዓመት 2016ዓ/ም ን1ይ ግዜ ከተማና ሊዝ ጨረታ ካብ ዝጅምር ድማ ን4ይ ግዜ ሊዝ ጨረታ ስለዘውፃእና ካብ ዕለት 11/10/2016ዓ/ም እስካብ ዕለት 24/10/2016ዓ/ም ኣብ ከይዲ ስራሕ እቶት ከተማ መረ-ሚኢቲ እናመፃእኹም ዘይምለስ ብር 600/ሽዱሽተ ሚኢቲ ብር/ ብምሓዝ ሰነድ ንክትገዝኡ እናዓደምና ኣብቲ ሰነድ ዘይተረደኣኩም እንተሃልዩ ኣብ ከይዲ ስራሕ ምልማዕ መሬት ከተማ መረ-ሚኢቲ እናመፃእኹም ሓበሬታ ንክትወስዱ ነተሓሳስብ።
ቤት ማዘጋጃ ከተማ መረ-ሚኢቲ