ቤት ፅሕፈት ቤት ምክሪ ክልል ትግራይ ንቲ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና ብግልፂ ጨረታ ካብ ሕጋዊያን መቅረብቲ አወዳዲሩ ዉዕሊ ብምእሳር ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 19, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 19, 2016 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ ሰነ 7, 2016
posted:ልዕሊ 2 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 15,000.00
bidding: search status closed
1 ብንግዲ ዘፈርኩም ቫት ወይ ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝግበቲ ዝኮንኩም ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቁፅሪ ዘለኩም
2 ናይ መቅረብቲ ዝርዝር ዝተመዝገብክምሎም መረዳእታ ክተቅርቡ እትክእሉ
3 ናይ ወርሒ ሚያዚያ 2016 ዓም ሒሳብ ዘወራረድክምሉ መረዳእታ ክተቅርቡ እትክእሉ
4 ጨረታ መከበሪ ንሐደ ቢድቦንድ 15000 / ዓሰረተ ሓሙሽተ ሽሕ ቅርሺ / ክተቅርቡ እትክእሉ
5 ካብዚ ጨረታ ዝተቃለሐሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ቤት ፅሕፈት ቤት ምክሪ ክልል ትግራይ ዳይሬክቶሪት ዕደጋ ፋይናንስን ንበረት ምምሕዳርን ቁፅሪ 8 መፂእኩም ዘይምለስ 100 ቅርሺ እናከፈልኩም ሰነድ ጨረታ ክትወስዱ ትክእሉ
6 እዚ ጨረታ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ ካብ 5/10/2016 ዓም ክሳብ 19/10/2016 ዓም እንትከዉን ዕለት 19/10/2016 ዓም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:30 ይክፈት
ንተወሳኪ ሐበሬታ 0344416570 / 0945825857 / 0914748486