ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ናይ ዋርድያታት ካፖርት ንክትዕድግ ሰለዝደለየት::
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 10, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 10, 2016 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ ሰነ 7, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
ናይ ጨረታ ምልከታ
ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ናይ ዋርድያታት ካፖርት ንክትዕድግ ሰለዝደለየት::
ተጫረቲ ዘማልዕዎ ረቃሓታት
1 ናይ ስራሕ ንግዲ ፍቃድ ዘለወምን ናይ 2016 ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ዘሓደሰ::
2 ናይ ዘእተውዎ ዋጋ 2% ብባንኪ ዝተረጋገፀ ናይ ወረቐት cpo ከትሕዝ ዝክእል::
3 ናይ ጨረታ መግዝኢ ሰነድ ዋጋ 50 ቅርሺ(ሓምሳ ቅርሺ)።
4 ተጫረቲ ንብረት ዘቅርብዎ ፅርየቱ ዘሓለወ ዝኮነ::
5 ተጫረቲ ጨረታ ሰነድ ዝወፀሉ ዕለት o6/10/2016 ዓ/ም –10/10/2016 ዓ/ም ይከውን::
6 ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ 10/10/2016ዓ/ም ልክዕ 4;00 ኮይኑ ዝክፈተሉ ብተመሳሳሊ ዕለት 10/10/2016 ዓ/ም ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ተወከልቲ ኣብ ዘለውዎ ኣብ ቀበሌ 15 ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈት ዝክፈት ይከውን::
7 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብምሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ኣለዎ::
| ተ. | Description of items | መዓቀኒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | ጠቅላላ ዋጋ | መብርሒ |
|---|---|---|---|---|---|---|
| 1 | ካፖርት ሱፍ ናይ ዋርድያ | ቁፅሪ | 13 |