ቢሮ ርክብ ህዝቢን መንግስትን ክልል ትግራይ ዘገልገሉ ናይ ኤሌክትሮነክስ አቁሑትን : ሳይክል ከምኡዉን ዘገልገሉ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቁሑትን : ዘገልገሉ ኮምፒተርን ከሸይጥ ይደሊ ስለዚ ንዝይ ክትዕድጉ ትክእሉ ተወዳደርቲ ይዕድም

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 8, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 8, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ መጋቢት 29, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
bidding: search status closed

1 ተወዳደርቲ ካብ 28/07/2008 ዓ/ም ክሳብ 08/08/2008 ዓ/ም ናይ ስራሕ ሰዓት ዝርዝር ኣቁሑት ካብ ቢሮ ቁፅሪ 22 ምዉሳድ ትክእሉ

2 እዚ ጨረታ ዕለት 08/08/2008 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ሰዓት 4:30 ይኽፈት

3 ተወዳድርቲ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ናይ 2008 ዓ/ም ክተቅርቡ ይግባእ ከምኡ ዉን ቲን ይግባእ ከምኡዉን ናይ ጨረታ መክብሪ ብር 200 /ክልተ ሚኢቲ/ ተትሕዙ ይግባእ

4 ተወዳድርቲ ዝርዝር ዝሰዓርኩምዎ ኣቁሑት ኣብ ዉሽጢ 5 መዓልቲ ብናይ ባዕልኩም ትራንስፖርት ትወስዱ ይግባእ

ቢሮና ዝርከበሉ ቦታ ፊት ለፊት አግኣዚ ባንክ ጎኒ ዘዩርዳኖስ ሆቴል

ንዝበለፀ ሐበሬታ ስልኪ ቑፅሪ 0344409343 ደዊልካ ምሕታት ትክእሉ

ጨረታ መደብ

s