ቅዱስ ፍሬምናጦስ አባ ሰላማ ከሣቴ ብርሃን መንፈሳዊ ኮሌጅ | ዘገልገሉ ናይ ቢሮን ናይ ትምህርቲ ናውትን ብጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ።

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 7, 2016 3:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 7, 2016 3:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ ጉንበት 30, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
bidding: search status closed

ግልፂ ናይ ጨረታ ምልክታ

ቅዱስ ፍሬምናጦስ አባ ሰላማ ከሣቴ ብርሃን መንፈሳዊ ኮሌጅ | ዘገልገሉ ናይ ቢሮን ናይ ትምህርቲ ናውትን ብጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ።

ስለዝኾነ ፡

• ኣብዚ ጨረታ እዚ ክሳተፍ ዝደሊ ዝኾነ ይኹን ውልቀ ሰብ ወይም ትካል ንዞም ዝስዕቡ ረቋሕታት ዘሟልእ ክኸወን ኣለዎ።

• ናይቲ ጨረታ መክበሪ ናይ ጠቅላላ ዋጋ ብር 2% ብሲፒኦ ብምስራሕ አብዝተአሸገ ፖስታ አካቲቱ ከቅርብ አለዎ።

• አብቲ ጨረታ ክሳተፍ ዝደሊ ናይ ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ 100.00(ሚኢቲ ቅርሺ) ብምክፋል ካብ ገንዘብ ቤት ክወስድ ይኽእል። .

• እቲ ጨረታ ካብ ግንቦት 30/2016 ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ ሰነ 7/2016 ዓ/ም እስካብ ሰዓት 3፡00 ዝፀንሕ ይኸውን።

• እቲ ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት ሰነ 7/2016 ዓ/ም ንጉሆ ሰዓት 3፡30 ይኸውን፣ተጫረቲ ወይም ወከልቶም አብዝተረከብሉ ይክፈት።

ንተወሳኪ መብራህርሂ 0914 709115/0914729028

መተሐሳሰቢ

ትካልና ነቲ ጨረታ ብከፊል ወይም ብምሉእነት ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ።

ጨረታ መደብ

s