ቤት ፅሕፈት አገልግሎት ማይ ከተማ ዕዳጋ ሓሙስ ካብ ዘለዉ ዘገልገለ ትቦን ጀነሪተርን ብጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 3, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 3, 2016 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ ጉንበት 23, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 300.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
bidding: search status closed

1 ዝኮነ ሰብ ዘይምለስ ንጀነሪተር 300 ቅርሺ ንትቦታት ድማ 500 ቅርሺ ዝሐዙ ሰነዳት እናከፈለኩም እዚ ምልክታ ጨረታ ካብ ዝወፀሉ 23/9/2016 ዓም ክሳብ 3/10/2016 ዓም ካብ ቤት ፅሕፈት አገልግሎት ማይ ከተማ ዕዳጋ ሓሙስ ሰነድ ጨረታ ምዉሳድ ይከኣል

2 እቲ ጨረታ 3/10/2016 ዓም ሰዓት 3:30 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4:00 ክክፈት እዩ

3 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሰኪ ሐበሬታ 0914784957

ጨረታ መደብ

s