ኣብ ቤት ፅሕፈት ል/እ/ምም/ር ፋይናንስ ወረዳ እንደርታ ነዞም ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ን ናይ ዝተፈላለዩ ኣብያተ ፅሕፈት ወረዳ እንደርታ ግልጋሎት ዝውዕል ካብዚ ንታሕቲ ናይ ኤሌክትሮኒክስ መለዋወጢ ኣቅሑት ብፕረፎርማ ኣወዳዲሩ (ግልጋሎት) ክረክብ ወይ ክዕድግ ስለ ዝደሊይ
ምልክታ ፕረፎርማ ጨረታ
ኣብ ቤት ፅሕፈት ል/እ/ምም/ር ፋይናንስ ወረዳ እንደርታ ነዞም ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ን ናይ ዝተፈላለዩ ኣብያተ ፅሕፈት ወረዳ እንደርታ ግልጋሎት ዝውዕል ካብዚ ንታሕቲ ናይ ኤሌክትሮኒክስ መለዋወጢ ኣቅሑት ብፕረፎርማ ኣወዳዲሩ (ግልጋሎት) ክረክብ ወይ ክዕድግ ስለ ዝደሊይ ሕጋዊ ንግድ ፍቓድ ዘለኩም ትካላት ክትወዳደሩ ይዕድም።
ዝተዘርዘሩ
| ሪጋ | ዓይነት ንብረት | ስፐስፊክሽን | መዐቀኒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ብር | መብርሂ | |
|---|---|---|---|---|---|---|---|
| 1 | Battery | Model -Pa36340-1Bas -PA3817U-1BRS -PABS178 -VOLtage 10.8V -Capacity 5200MAH | ቁፅሪ | 01 | |||
| 2 | Charger | Model -PA3468U-1ACA -Input=100-240V,1.54 -Out put=19,3.42 | ቁፅሪ | 01 | |||
| 3 | Desktop I/hard disk | Model-known | ቁፅሪ | 01 | |||
| 4 | Laptop Charger | -Model fit for delloptipioex 790 | ቁፅሪ | 01 | |||
| 5 | CMOS battery | Model CR2032 | ቁፅሪ | 01 |
መተሓሳሰቢ
➢ ተወዳደርቲ ንግድ ፍቓድ ፣መቅረባይነት ምስክር ወረቀትን IIN Noን ከቅርቡ ዝኽእሉ፡፡
➢ እዚ ፕሮፎርማ እዝይ ካብ ዕለት 21/09/16ዓ/ም እስካብ ዕለት 26/09/2016 ዓ/ም ናብ ዝተዳለወ ጨረታ ሳንዱቕ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ እቲ ቤት ፅሕፈት ኣታዊ ምስ ኾነ በቲ መወዳእታ ዝተጠቀሰ ዕለት -- 26/09/2016 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ትዓፂዉ ብተመሳሳሊ ሰዓት 4:30 ድማ ይኽፈት::
➢ እዚ ፕረፎርማ እዝይ ከም ዉዕሊ ኾይኑ የገልግልን የገድድን እዩ::
➢ እቲ ንብረት/ኣቅሓ/ በቲ ዝተጠቀሰ ስፐሲፊክሽን መሰረት ክኸዉን ይግባእ::
➢ እቲ ቤት ፅሕፈት ዘቅመጦም ረቓሒታት ንዘይተማልኡ መቅረብቲ ትካላት ካብቲ ዉድድር ወፃኢ ንገብር ምኻና ኣጥቢቕና ነተሓሳስብ::
➢ ኣድራሻና ኣብ ወረዳ እንደርታ ቤት ፅሕፈት ል/እ/ምም/ር ፋይናንስ ወ/እንደርታ
ኣብዚ ፕረፎርማ ከይዲ ስራሕና ነቲ ፕረፎርማ ብምሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰል ሕሉዉ ኮይኑ ከከም ኣድላይነቱ 20% ምውሳክ ወይ ምቅናስ ቤት ፅሕፈት ይክእል እዮ።
- ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (65)
- ኮንስትራክሽን (993)
- ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4507)
- ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (293)
- ሕርሻ (530)
- ህንፃ መሳርሒ (3436)
- ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1710)
- ምምካር (187)
- ትምህርቲን ስልጠና (199)
- ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1867)
- ምግብን መስተን (568)
- እግድ (50)
- ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (70)
- ፈርኒቸር (1294)
- ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (91)
- ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (5)
- ጥዕና (268)
- ናገዛ ኣቁሑት (97)
- ኢንሹራንስ (4)
- ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (300)
- መሬትን ሊዝን (69)
- ፅገና (818)
- ናይ ሕክምና ኣቁሑት (418)
- መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (22)
- ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (3087)
- መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
- ምስሊን ቀረፃን (25)
- ስራሕቲ ሕትመት (1664)
- ስራሕቲ ምልላይ (89)
- ክራይ (751)
- መሸጣ (1323)
- ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (98)
- መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (4157)
- ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (372)
- መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
- ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (639)
- ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (377)
- ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (590)
- መኽዝን (33)
- ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (243)
- ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (283)