ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ናይ መኪና ስፔርፓርት (ኣቕሑት) ንክትዕድግሰለዝደለየት::

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 27, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 27, 2016 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ ጉንበት 21, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ

ናይ ጨረታ ምልከታ

ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ናይ መኪና ስፔርፓርት (ኣቕሑት) ንክትዕድግሰለዝደለየት::

ተጫረቲዘማልዕዎረቃሓታት

1. ናይ ስራሕ ንግዲ ፍቃድ ዘለወምን ናይ 2016 ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ዘሓደሰ::

2. ናይ ዘእተውዎ ዋጋ 2 % ብባንኪ ዝተረጋገፀ ናይ ወረቐት cpo ከትሕዝ ዝክእል::

3. ናይ ጨረታ መግዝኢ ሰነድ ዋጋ 50 ቅርሺ(ሓምሳቅርሺ)።

4. ተጫረቲ ንብረት ዘቅርብዎ ፅርየቱ ዘሓለወ ዝኮነ::

5. ተጫረቲ ጨረታ ሰነድ ዝወፀሉ ዕለት 17/09/2016 ዓ/ም -27/09/2016 ዓ/ም ይከውን::

6. ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ 27/09/2016ዓ/ም ልክዕ 4፡00 ኾይኑ ዝክፈተሉ ብተመሳሳሊ ዕለት 27/09/2016 ዓ/ም ሰዓት 4፡30 ተጫረቲ ውይ ሕጋዊ ተወከልቲ ኣብ ዘለውሉ ኣብ ቀበሌ 15 ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈት ዝኸፈት ይኸውን

7. ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብምሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰል ኣለዎ::

8. እቲ ናይ ጨረታ ሰነድ እናመፃኩም ምውሳድ ትክእሉ::


ጨረታ መደብ