ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ዝውዕል A4 80 ግራም ናይ ኮምፒተር ወረቐት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 18, 2016 11:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 19, 2016 3:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ ጉንበት 15, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ:
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
ፕሮፎርማ መፍለይ ቁፅሪ 64/2016 ዓ/ም
ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ዝውዕል A4 80 ግራም ናይ ኮምፒተር ወረቐት ተዓዲጉ ንክቐርብ ብደ.ቁ 11011/ግ/ል/ትልሚ ዕለት 14/09/2016 ዓ.ም ልምዓታዊ ትልሚ ብዝቐረበ ሕቶ ዕድጊት መሰረት ንምዕዳግ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ኣብዚ ጨረታ ፕሮፎርማ ትወዳደሩ ትደልዩ ነጋዶ ዝስዕብ ሮቅሓ ክተማልኡ ይግባእ፡፡
- ናይ ዘመኑ ሕጋዊ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ምቅራብ ዝክዕል ዘይተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ዘቅረበ ተወዳዳሪ ተቐባልነት የብሉን (ካብ ውድድር ወፃኢ) ይግበር
- ግብሪ ከፋሊ /TIN/ንምኻኑ ማስረጃ ምቅራብ ዝኽእል
- ዘይተማለአ ደኩመንት ተቀባልነት የብሉን
- ናይ ተወዳደርቲ ድርጅት ማሕተምን ፊርማን ይገበር
- እቲ ፕሮፎርማ ከም ውዕሊ ኮይኑ የገልግል ::
| ተ.ቑ | ዓይነት ንብረት | መዐቀኒ | በዝሒ | ነ/ዋጋ | ጠ/ዋጋ | መብርሂ |
|---|---|---|---|---|---|---|
| 1 | A4 80 ግራም ኮምፒተር ወረቐት | ደስጣ | 370 | |||
| ጠ/ድምር |
N.B ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘየቅረብ ካብ ውድድር ወፃኢ ዝግበር ምዃኑ ንሕብር።
ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ ግዜ ካብ ዕለት 15/9/2016 ዓ.ም ክሳብ 17/9/2016ዓ/ም
እቲ ፍቃድ ኮፒ ተደሓሒዙ ክቀርብ አለዎ
ኣድራሻ
ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይ ከተማ መቐለ 03 ቀበሌ ስ.ቁ.0344407335
- ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (65)
- ኮንስትራክሽን (993)
- ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4507)
- ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (293)
- ሕርሻ (530)
- ህንፃ መሳርሒ (3436)
- ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1711)
- ምምካር (187)
- ትምህርቲን ስልጠና (199)
- ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1867)
- ምግብን መስተን (571)
- እግድ (50)
- ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (70)
- ፈርኒቸር (1294)
- ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (91)
- ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (5)
- ጥዕና (268)
- ናገዛ ኣቁሑት (97)
- ኢንሹራንስ (4)
- ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (300)
- መሬትን ሊዝን (69)
- ፅገና (818)
- ናይ ሕክምና ኣቁሑት (419)
- መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (22)
- ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (3089)
- መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
- ምስሊን ቀረፃን (25)
- ስራሕቲ ሕትመት (1664)
- ስራሕቲ ምልላይ (89)
- ክራይ (751)
- መሸጣ (1324)
- ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (98)
- መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (4157)
- ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (372)
- መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
- ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (639)
- ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (377)
- ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (590)
- መኽዝን (33)
- ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (243)
- ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (283)