ከይዲ ስራሕ አጠቃቅማን ምሕደራ መሬት ቤት መዘጋጃ ዓዲሃገራይ ዙር ጨረታ ካልኣይ ዙር ዓይነት ጨረታ መደበኛን ፍሉይን ጨረታ ቤተ መዘጋጃ ዓዲሃገራይ ከይዲ ስራሕ አጠቃቅማን ምሕደራ መሬት ብኣዋጅ ቁፅሪ 721/ 2004 ዓንቀፅ 33 ንኡስ ዓንቀፅ 2 ብመምርሒ ሊዝ ቁፅሪ 5/2007 ብዝተወሃበ ስልጣን መሰረተ ንመንበሪ 19 ፕልት : ንድርጅት 11 : ብፉሉይ ጨረታ መደሊ ነዳጅ በ01 ብድምር 31 ፕሎት ናብ ተጠቀምቲ ብሊዝ ጨረታ አወዳዲሩ ንምትሕልላፍ ስለ ዝደለየ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 30, 2016 11:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 30, 2016 3:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም ሚያዝያ 19, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: --
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
bidding: search status closed
1 ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ ካብ ዝወፀሉ 16 ሚያዝያ 2016 ዓም ክሳብ 29 ታሐሳስ 2016 ዓም ሰዓት 9:00 ድሕሪ ቀትሪ ኣብ ዘሎ ናይ ስራሐ ሰዓት ኣብ ከይዲ ስራሕ መዘጋጃ ቤታዊ እቶት ቤት መዘጋጀ ከተማ ዓዲ ሃገራይ ብኣካል ብምቅራብ ንስሩዕ ጨረታ ዘይመለስ 600 ቅርሺ : ንፍሉይ ጨረታ ድማ ዘይምለስ 5000 ቅርሺ ብምክፋል ናይ ጨረታ ሰነድ ምስ ሓባሪ ሳይት ፕላን ክትወስዱ ትክእሉ
2 ጨረታ ዝዕሸገሉ 29 ሚያዝያ 2016 ዓም ልክዕ ሰዓት 11:00 ድሕሪ ቀትሪ ተዓዘበቲ ኣብ ዘለዉሉ ኮይኑ ጨረታ ዝክፈተሉ 30 ሚያዝያ 2016 ዓም ሰዓት 3:00 ናይ ንጉሆ ኣብ ቤት መዘጋጃ ዓዲሃገራይ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት
2 ንጨረታ ዝወፁ ቦታታት ዝርኣዩ መርሃ ግብሪ 21 ሚያዝያ 2016 ዓም ክምእዉን 28 ሚያዝያ 2016 ዓም ኣብ ቤት መዘጋጃ ብምርካብ ብኣካል ክልተን ካብ ንላዕሊን ኣብ ዝተረከብሉ ብምርካብ ምርኣይ ይከኣል
3 እቲ ቤት መዘጋጃ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፍል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
0910024719 / 0914780057