ቢሮ ማይን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ናይ ኤሌክትሮኒክስ አቁሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 29, 2016 3:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 29, 2016 3:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ ሚያዝያ 17, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ:
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10,000.00
bidding: search status closed

ግልፂ ጨረታ ምልክታ

ቢሮ ማይን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ናይ ኤሌክትሮኒክስ አቁሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ። ስለዚ በቲ ዘርፊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም። ክማልኡ ዝግበኦም ሮቋሒታት

1. ናይ 2016 ዓ/ም ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ፤ መቅረባይነት፣ሰርትፊኬትን ቲን/፣ ቁፅርን ናይ ቫት ምዝገባ ሰርትፊኬትን ቫት ዲክሌሬሽን ዘቅርቡ፡

2. ዝተዳለወ ስፔስፊኬሽን ካብ መደበኛ ንኡስ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ካብ ጨረታ ዝወፀሉ ዕለት 16/08/2016 ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 29/08/2016 ዓ/ም ኣብ ዘሎ ግዜ ንሕድ ሕድ ዓይነት ጨረታ ዘይምለስ ብር 50ብር ብምክፋል ምዉሳድ ይከአል፡

3. ናይ ጨረታ መኽበሪ CPO 10000 ብር ከትሕዝ ዝኽእል፣

4. እቲ ጨረታ ዕለት 29/08/2016 ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ንጎሆ ተዓፅዩ በቲ ዕለት 29/08/2016 ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላት አብ ዘለዉዎ ይኸፈት፡

5. ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ብክልተ ፖስታ ሓደ ኦርጅናል ሓደ ኮፒ ነኒ በይኑ ዝተዓሸገ ከቕርብ ዝኽእል፣

6. ቢሮና ኣድላይ ኮይኑ እንተረኺብዎ ነዚ ጨረታ ብኽፋል ወይ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልው እዩ፡፡

7. ዝሰዓረ ተወዳዳሪ አብ ውሽጢ 3ተ መዓልቲ ኦርደር ብምውሳድ ካብ ዝሰዓሮ ውዕሊ መክበሪ 10%ካብ ጠቅላላ ዋጋ ዝሰዓሮ ከትሕዝ ዝክእልን ምዃኑ ነፍልጥ።

8. አድራሻና አብ ግዚያዊ ምምሕዳር ትግራይ ቢሮ ማይን ኢነርጅን መደበኛ ንኡስ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ እዩ፡

9. ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስኪ ቑፅሪ 0914720632/0914032454 ምድዋል ይከአል

10. ናይ ጨረታ መኸፈቲን መዕፀዊን ዕለት አብ በዓል እንተዊዒሉ ኣብ ዝቕፅል ዘሎ ናይ ናይ ስራሕ መዓልቲ ዝኸፈት ይኸዉን።

11. ጨረታ ዝክፈተሉ መዓለቲ አብ በዓላት እንተውዒሉ አብ ዝቅፅል ናይ ስራሕ መዓልቲ ይክፈት

ጨረታ መደብ

s