ማሕበርና ማሕበር ሰላም ሓፈሻዊ ንግዲ ዕዳጋ ማእኸል መቐለ ንማሕበርና ፕሮጀክት ፕሮፖዛል ብጨረታ ክነስርሕ ንደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 20, 2016 11:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 21, 2016 3:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሶኒ ሚያዝያ 14, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ:
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
bidding: search status closed
ናይ ጨረታ ምልክታ
ማሕበርና ማሕበር ሰላም ሓፈሻዊ ንግዲ ዕዳጋ ማእኸል መቐለ ንማሕበርና ፕሮጀክት ፕሮፖዛል ብጨረታ ክነስርሕ ንደሊ
ስለዝኾነ'ዉን ኣብ ዙ ዓዉዲ ስራሕ ዝተዋፈርኩም ሰብ ሞያ ክትጫረቱ ትደልዩ ድርጅት ( ዉልቀ-ሰብ ) ናይ ጨረታ ሰነድ ኣብ ቐ/ወያነ ህንፃ ብሎክ ረ /E/ 2 ደብሪ ቢሮ ቑፅሪ -217 ኣብ ዝርከብ ናይ ማሕበርና ቢሮ ካብ ዕለት 14-08-2016 ዓ.ም – 19-08-2016 ዓ.ም ኣብ ዘሎ ጊዜ እናመፃእኹም ክትወስዱን መሊእኹም ክተቕርቡን ንዕድም ፡፡