ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ መኪና ምንፃፍ ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ፤
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 16, 2016 11:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 16, 2016 3:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ ሚያዝያ 11, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ:
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
ቁፅሪ 290/226/2016
ዕለት 10/8/16 ዓ/ም
ምልኸታ ፕሮፎርማ
ናይ ወርሒ ሚያዝያ 2016 ዓ/ም ዝወፀ ፕሮፎርማ
ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ መኪና ምንፃፍ ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ፤
1. ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቓድ ዘሓደስኩም
2. ዝተሓደሰ መቕረባይነት ከቕርብ ዝክእል፤
3. ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቑፅሪ ቲን-ቁፅሪ ምምዝጋቡ መረዳእታ ከቕርብ ዝኽእል ይዕድም፤
ፍ መስርሒኡ
| ተ.ቑ | ዝርዝር ዓይነት ንብረት/ ግልጋሎት / | ዝርዝር መግለፂ | መለክዒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | |
|---|---|---|---|---|---|---|
| ብር | ሳ | |||||
| 1 | ቤልት ፋን ቤልት | 90916-02452 | ብቁፅሪ | 1 | ||
| 2 | ኤስ ቤልት | 99332-11300 | ብቁፅሪ | 1 | ||
| 3 | ዲስክ ድሕሪት | 42431-60240 | ብቁፅሪ | 1 | ||
| 4 | እስትሪንግ ዳፐር | 45700-60052 | ብቁፅሪ | 1 | ||
እንክተሎም መምርሒ:-
4. እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዝተለጠፈሉ ዕለት 11/08/ 2016 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 15/8/2016 ዓ/ም ተዓፅዩ ዕለ 16/08/2016 ሰዓት 03፡00 ይኸፈት::
5. ዶክሜንት ብፖስታ ብምዕሻግ ኣብ ቢሮ ጥዕና ክፍሊ ዕደጋ ቢሮ ቁፅሪ 42 እንዳመፃኩም ምሃብ ትኽእሉ::
6. ዘሸነፈ ተወዳዳራይ ንኽቅርብ ኦርደር ካብ ዝተወሃበሉ ዕለት ኣብ ዉሽጢ ሓፂር ማዓልቲ ከቅርብ ዝክእል::
7. ኣብ ላዕሊ ዝተጠቐሰ መረዳእታ ተታሓሒዙ ክቕርቡ ኣለዎ::
8. እዚ ናይ ፕሮፎርማ ጨረታ ምልኸታ ከም ዉዕሊ የገልግል::