ቢሮ ሐለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ሕትመት ስራሕቲ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 18, 2016 10:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 18, 2016 3:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም መጋቢት 14, 2016
posted:ልዕሊ 2 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: -
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
bidding: search status closed

1 ናይ 2016 ዓም ንግዲ ፍቃድ ዝሐደስኩም

2 ዝተሐደሰ መቅረባይነት ከቅርብ ዝክእል

3 ናይ ግብሪ ከፈለቲ መለለይ ቁፅሪ ቲን ቁፅሪ ምምዝጋቡ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል ይዕድም

ተቁ

ዝርዝር ዓይነት ንብረት/ ግልጋሎት/

 ዝርዝር መግለፂ

መለክዒ

በዝሒ

ናይ ሐደ ዋጋ

1

ግልጋሎት ሪከርድ ማህደር ሕትመት

· ሳይዝ 35x50 ሳሜ

· ናይ ዉሽጢ ዓዲ

· 250 ግራም

· ሐደ ገፅ ፕሪንት

· ኣብ መዕፀፊ ፕላስተር

· ብተወሳኪ ብሳምፕል መሰረት

ቁፅሪ

10000

4 እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዝተለጠፈሉ ዕለት 13/7/2016 ዓም ዕለት 17/7/2016 ዓም ተዓፅዩ ዕለት 18/6/2016 ዓም ዕለት ሰዓት 3:00 ይክፈት

5 ዶክሜንት ብፖስታ ብምዕሻግ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 42 ዕደጋ እንዳመፃእኩም ምሃብ ትክእሉ

6 ዘሸነፈ ተወዳዳሪ ንክቅርብ ኦርደር ካብ ዝተዉሃበሉ ዕለት ኣብ ዉሽጢ ሓፂር መዓልቲ ከቅርብ ዝክእል

7 ኣብ ላዕሊ ዝተጠቀሰ መረዳእታ ተታሓሒዙ ከቅርቡ አለዎ

8 እዚ ፕሮፎርማ ጨረታ ምልክታ ከም ዉዕሊ የገልግል

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344404715

ጨረታ መደብ

s