ኢንተርፕራዝ መፅናዕቲ: ዲዛይንን: ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ናይ መካይን ሞዴል መሰረት ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም መጋቢት 14, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 27, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: --
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 27, 2016 4:30 ቅ/ሰዓት
  • መኪና ክራይ
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

መስፈርት እተማልኡ ተወዳደርቲ ትካል ዘዳለዎ ሰነድ ጨረታ ብምዉሳድ ንክትወዳደሩ ንዕድም

1 ናይ 2016 ዓም ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ኮፒ ክተቅርቡ ትክእሉ

2 ናይ መቅረባይ ምዝገባ ሰርትፈኬት ቲን ቁፅሪ ዝሐዘ ኮፒ ከተታሓሕዙ ትክእሉ

3 ቫት ተመዝጋቢ ተኮይኖም ናይ ቫት ሰርተፊኬት ኮፒን ዘቅርብዎ መወዳደሪ ዋጋ ቫት ዝሐወሰ ክከዉን አለዎ

4 መከበሪ ጨረታ 3000 / ሰለስተ ሽሕ ብር / ብስፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ ከትሕዝ ዝክእል

5 ዝተዘአአ ኪራይ መኪና አሸናፊ ኮይኖም እንትርከቡ ዉዕሊ ኣሲሮም መኪና ኣብ ዉሽጢ 10 ተ መዓልታት የቅርቡ

6  ጨረታ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ ጊዜ ካብ 13/7/ 2016 ክሳብ 27/7/2016 ዓም ዓም ኮይኑ በቲ ዕለት ልክዕ ሰዓት 4:00 ተዓሺጉ  ሰዓተ 4:30  ይከፈት

 7 ትካል ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ በሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0344418556 ወይም 0914786075

ተቁ

ዓይነት ንብረት

መፍለይ ቁፅሪ

መጠን

በዝሒ

ነ/ዋጋ

ጠ/ዋጋ

መብርሂ

1

ቶታል ዳብል ጋቤና

2015<

pcs

04

2015 ልዕሊኡን

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
s