ሱር ኮንስትራክሽን ሓላ/ዝ/ዉ/ማ ዝተፈላለዩ መሳርሕቲ ፅሕፈትን : ናይ ኣቅሑትጋራጅን ስቶክ ካብ ዘለዎም መቅረብቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 2, 2016 2:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 2, 2016 2:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ መጋቢት 13, 2016
posted:ልዕሊ 2 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
bidding: search status closed
1በዚ መሰረት ክተቅርቡ እትደልዩ እትክእሉን መቅረብቲ/ ተጫረቲ ኩሉ ግዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት ካብ 13 መጋቢት 2016 ዓም ከሳብ 2 ሚያዝያ 2016 ዓም ላጪ ካብ ክፍሊ ዕደጋ ዋና ቤት ፅሕፈት ዘይምለስ 200 ቅርሺ እናከፈልኩም ረቆሒ ጨረታን ዝርዝር ንብረት ዝሐዘ ጨረታ ክትወስዱ የፍልጥ