ትካል መቐለ ኦርቶ ፊዝዮቴራፒ ማእከል ዝተፈላለዩ ዘገልገሉን ዘየገልገሉን ንብረት አጫሪቱ ክሸይጥ ስለዝደለየ ብተመሳሳሊ ዓይነት ስራሕ ሕጋዊ አፍልጦ ዘለኩም ትካላት ብአካል ዜርኩም ብምርኣይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተቀመጠ ዝርዝር መዐቀኒ ቅጥዒ ንሕድሕድ ንብረት ንፅልን ጠቅላላን ዋጋ ብምቅማጥ ተሳተፍቲ ክትኮኑ ንዕድም new1
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 19, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 20, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ መጋቢት 14, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ:
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
bidding: search status closed
ተቁ | ዝርዝር ዝሽየጥ ዓይነት ንብረት | መዐቀኒ | በዝሒ | ንፅል ዋጋ | ጠቅላላ ዋጋ | መብርሂ |
1 | ዲናሞ ዘለዎ ሆስፒታል ዓራት | pcs | 21 | Â | Â | Â |
2 | ዲናሞ ዘይብሉ ሆሰፒታል ዓራት | Pcs | 14 | Â | Â | Â |
3 | Hayderolic 150 kg capacity | pcs | 16 | Â | Â | Â |
4 | ናይ ነዳዲ ማእከላይ ታንከር | Pcs | 1 | Â | Â | Â |
5 | ሓድሽ ዓብዩ መዉዓዩ ማይ /ቦይለር | pcs | 1 | Â | Â | Â |
Â
መተሓሳሰቢ
ዘሎ ንብረት ብአካል ቀሪቦም ምርኣይ ተመራፂ ዩ
ዋጋ ዘቅምጥ አካል ብሕድሕድ ክከዉን አለዎ
መ/ቤት ዝአቱ ዋጋ ዘየዋፅኦ እንተኮይኑ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
ምልክታ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ ጊዜ ካብ 13 /07 /2008 -19/ 07 /2008 ዓም
ጨረታ ዝካየደሉ ዕለት 20/ 07 /2008 ዓም 3፡00
አድራሻ ትሕቲ ቅዱስ ሚካኤል ቤተ ክርስትያን ፊትለፊት ወረዳ እንደርታ ፍ/ቤት